SlideShare a Scribd company logo
1 of 1
ካብ መጽሓፈ ግጻዌ ኅዳር ፩-፭ (1-5)
መዝሙር
ክርስቶስ ሠርዓ ሰንበተ
ምንባባት
ቆላ 1:1-12
ቆላ 1:10 “ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ዅሉ፡ ፍረ እናፈሬኹምን ብፍልጠት ኣምላኽ እናዓቤኹምን ብዅሉ
ንእግዚኣብሄር ባህ ከተብሉ ንእኡ ብቑዓት ኴንኩም ክትመላለሱ፡ ንጽሊ አሎና።”
ያዕ 1፡ 1-13
ያዕ 1፡ 12 “ተፈቲኑ ምስ ወጸ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ኪቕበል እዩ
እሞ፡ እቲ ብፈተና ዚዕገስ ሰብኣይ ብጹእ እዩ።ግ ሓዋ 13፡ 6-16
ግብ 13፡ 6-16
ግብ 13፡ 10 “ኣታ፡ ኲሉ ተንኰልን ኲሉ ኽፍኣትን ዝመልኣካ ወዲ ድያብሎስ፡ ጸላእ ኲሉ ጽድቂ፡ ነቲ ቕኑዕ
መገዲ እግዚኣብሄር ካብ ምጥዋይሲ ካንዶ ኣይትዐርፍን ኢኻ፧። ”
ማቴ 6፡ 25- ፍ
ማቴ 6፡ 33 “ቅድም መንግስቲ ኣምላኽን ጽድቁን ድለዩ፡ እዚ ኹሉ ድማ ይውሰኸልኩም።”
ቅዳሴ ዘእግዝእትነ
መዝ 1፡3
ንሱ ኸምታ ፍሬአ በብጊዜኣ እትህብ፣ ቈጽላ ኸኣ ዘይረግፍ፣ ኣብ
ወሰን ወሓዚ ማይ እተተኽለት ኦም ይኸውን። ዚገብሮ ዅሉውን
ይሰልጦ።
ምስባክ
መዝ 1፡3
ወይከውን ከመ ዕፅ እንተትክልት ኃበ ሙኃዘ ማይ
እንተ ትሁብ ፍሬሃ በበጊዜሃ
ወቆጽላኒ ኢይትነገፍ

More Related Content

What's hot

Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5senbet
 
Gxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃንGxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃንsenbet
 
Gxawie zemene tnsae_4semun
Gxawie zemene tnsae_4semunGxawie zemene tnsae_4semun
Gxawie zemene tnsae_4semunsenbet
 
Gxawie zemene tnsae_2semun
Gxawie zemene tnsae_2semunGxawie zemene tnsae_2semun
Gxawie zemene tnsae_2semunsenbet
 
Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3senbet
 
02 gxawie zekaryas_mesk8
02 gxawie zekaryas_mesk802 gxawie zekaryas_mesk8
02 gxawie zekaryas_mesk8senbet
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምGabani Computer Company
 
Gxawie zemene tnsae_3semun
Gxawie zemene tnsae_3semunGxawie zemene tnsae_3semun
Gxawie zemene tnsae_3semunsenbet
 
Gxawie dagmay tinsae
Gxawie dagmay tinsaeGxawie dagmay tinsae
Gxawie dagmay tinsaesenbet
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምGabani Computer Company
 
Resurrection of jesus christ (amharic)
Resurrection of jesus christ (amharic)Resurrection of jesus christ (amharic)
Resurrection of jesus christ (amharic)Martin M Flynn
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምGabani Computer Company
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም Gabani Computer Company
 
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምRobi Abraha
 

What's hot (19)

Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5
 
Gxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃንGxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃን
 
Gxawie zemene tnsae_4semun
Gxawie zemene tnsae_4semunGxawie zemene tnsae_4semun
Gxawie zemene tnsae_4semun
 
Gxawie zemene tnsae_2semun
Gxawie zemene tnsae_2semunGxawie zemene tnsae_2semun
Gxawie zemene tnsae_2semun
 
Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3
 
ልደተ ክርስቶስ
    ልደተ ክርስቶስ    ልደተ ክርስቶስ
ልደተ ክርስቶስ
 
ልደተ ክርስቶስ
ልደተ ክርስቶስልደተ ክርስቶስ
ልደተ ክርስቶስ
 
02 gxawie zekaryas_mesk8
02 gxawie zekaryas_mesk802 gxawie zekaryas_mesk8
02 gxawie zekaryas_mesk8
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
 
Holy week (amaric)
Holy week (amaric)Holy week (amaric)
Holy week (amaric)
 
Gxawie zemene tnsae_3semun
Gxawie zemene tnsae_3semunGxawie zemene tnsae_3semun
Gxawie zemene tnsae_3semun
 
Gxawie dagmay tinsae
Gxawie dagmay tinsaeGxawie dagmay tinsae
Gxawie dagmay tinsae
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
 
Is issa jesus f
Is issa jesus fIs issa jesus f
Is issa jesus f
 
Resurrection of jesus christ (amharic)
Resurrection of jesus christ (amharic)Resurrection of jesus christ (amharic)
Resurrection of jesus christ (amharic)
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
 
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
 
Sibket geremew t
Sibket geremew tSibket geremew t
Sibket geremew t
 

Gxawie hdar1 5

  • 1. ካብ መጽሓፈ ግጻዌ ኅዳር ፩-፭ (1-5) መዝሙር ክርስቶስ ሠርዓ ሰንበተ ምንባባት ቆላ 1:1-12 ቆላ 1:10 “ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ዅሉ፡ ፍረ እናፈሬኹምን ብፍልጠት ኣምላኽ እናዓቤኹምን ብዅሉ ንእግዚኣብሄር ባህ ከተብሉ ንእኡ ብቑዓት ኴንኩም ክትመላለሱ፡ ንጽሊ አሎና።” ያዕ 1፡ 1-13 ያዕ 1፡ 12 “ተፈቲኑ ምስ ወጸ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ኪቕበል እዩ እሞ፡ እቲ ብፈተና ዚዕገስ ሰብኣይ ብጹእ እዩ።ግ ሓዋ 13፡ 6-16 ግብ 13፡ 6-16 ግብ 13፡ 10 “ኣታ፡ ኲሉ ተንኰልን ኲሉ ኽፍኣትን ዝመልኣካ ወዲ ድያብሎስ፡ ጸላእ ኲሉ ጽድቂ፡ ነቲ ቕኑዕ መገዲ እግዚኣብሄር ካብ ምጥዋይሲ ካንዶ ኣይትዐርፍን ኢኻ፧። ” ማቴ 6፡ 25- ፍ ማቴ 6፡ 33 “ቅድም መንግስቲ ኣምላኽን ጽድቁን ድለዩ፡ እዚ ኹሉ ድማ ይውሰኸልኩም።” ቅዳሴ ዘእግዝእትነ መዝ 1፡3 ንሱ ኸምታ ፍሬአ በብጊዜኣ እትህብ፣ ቈጽላ ኸኣ ዘይረግፍ፣ ኣብ ወሰን ወሓዚ ማይ እተተኽለት ኦም ይኸውን። ዚገብሮ ዅሉውን ይሰልጦ። ምስባክ መዝ 1፡3 ወይከውን ከመ ዕፅ እንተትክልት ኃበ ሙኃዘ ማይ እንተ ትሁብ ፍሬሃ በበጊዜሃ ወቆጽላኒ ኢይትነገፍ