SlideShare a Scribd company logo
1 of 1
Download to read offline
ካብ መጽሓፈ ግጻዌ ጥቅምቲ ፳፩
መዝሙር
በጊዜሁ ሐለፈ ክረምት ቆመ በረከት
መዝ 74፡16-18
ንብርሃንን ጸሓይን ገበርካየን።
ንብዘሎ ወሰናት ምድሪ ንስኻ ኣጽናዕካዮ፣
ንሓጋይን ክረምትን ፈጠርካዮም።
ምስባክ
መዝ ፸፫፡ ፲፮-፲፰
አንተ ፈጠርከ ፀሐየ ወወርኃ
ወአንተ ገበርከ ኣድባረ ወምድር ኵሎ
ክረምተ ወሐጋየ ዘአንተ ፈጠርከ
ምንባባት
• ሮሜ 7፡1-14
ሮሜ 7፡14 “ነቲ ዝጸልኦ እገብሮ ኣሎኹ እምበር፡ ነቲ ዝዯልዮ ኣይኰንኩን ዝገብሮ ዘሎኹ እሞ፡ ነቲ ዝገብሮ
ኣይፈልጦን እየ።”
• 1 ጴጥ 1፡21-ፍ
1 ጴጥ 1፡24 “ ኵሉ ስጋ ኸም ሳዕሪ፡ ኵሉ ኽብሩውን ከም ዕምበባ ሳዕሪ እዩ። እቲ ሳዕሪ ይነቅጽ፡ እቲ ዕምባባውን
ይረግፍ፡ ቃል እግዚኣብሄር ግና ንዘለኣለም ይነብር ።”
• ግብ 22፡1-7 “ ኣብ ምድሪ ኸኣ ወዯቕኩ፡ ሳውል፡ ሳውል፡ ንምንታይ እትሰጐኒ፧ ዚብለኒ ድምጺውን ሰማዕኩ።”
ማቴ 6፡ 25-ፍ
• ማቴ 6፡ 28 “ከመይከ ብናይ ክዳን እትጭነቝ፧ ንዕምባታት መሮር ከመይ ኢሎም ከም ዚዐብዩ ተመልከቱ፡
ኣይዯኽሙ፡
ኣይፈትሉ። ምስናይዚ ግና ሰሎሞን እኳ በቲ ኹሉ ኽብሩ ኸም ሐዯ ኻባታቶም ከም ዘይተኸዯነ፡ እብለኩም
አሎኹ።”
ቅዳሴ፡ ዘእግዝእትነ

More Related Content

What's hot

Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3senbet
 
ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25
ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25
ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25senbet
 
Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5senbet
 
Gxawie kab ereget_ksae_peraklitos
Gxawie kab ereget_ksae_peraklitosGxawie kab ereget_ksae_peraklitos
Gxawie kab ereget_ksae_peraklitossenbet
 
Gxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃንGxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃንsenbet
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምGabani Computer Company
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምGabani Computer Company
 
Gxawie tri19_25
Gxawie tri19_25Gxawie tri19_25
Gxawie tri19_25senbet
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምGabani Computer Company
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም Gabani Computer Company
 
Gxawie tqmti 3-9
Gxawie tqmti 3-9Gxawie tqmti 3-9
Gxawie tqmti 3-9senbet
 
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምRobi Abraha
 

What's hot (12)

Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3Gxawie hdar27-tahsas3
Gxawie hdar27-tahsas3
 
ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25
ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25
ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25
 
Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5Gxawie tri29 lekatit5
Gxawie tri29 lekatit5
 
Gxawie kab ereget_ksae_peraklitos
Gxawie kab ereget_ksae_peraklitosGxawie kab ereget_ksae_peraklitos
Gxawie kab ereget_ksae_peraklitos
 
Gxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃንGxawie tahsas brhan ብርሃን
Gxawie tahsas brhan ብርሃን
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
 
Gxawie tri19_25
Gxawie tri19_25Gxawie tri19_25
Gxawie tri19_25
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
 
Gxawie tqmti 3-9
Gxawie tqmti 3-9Gxawie tqmti 3-9
Gxawie tqmti 3-9
 
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
 

Tqmti 21

  • 1. ካብ መጽሓፈ ግጻዌ ጥቅምቲ ፳፩ መዝሙር በጊዜሁ ሐለፈ ክረምት ቆመ በረከት መዝ 74፡16-18 ንብርሃንን ጸሓይን ገበርካየን። ንብዘሎ ወሰናት ምድሪ ንስኻ ኣጽናዕካዮ፣ ንሓጋይን ክረምትን ፈጠርካዮም። ምስባክ መዝ ፸፫፡ ፲፮-፲፰ አንተ ፈጠርከ ፀሐየ ወወርኃ ወአንተ ገበርከ ኣድባረ ወምድር ኵሎ ክረምተ ወሐጋየ ዘአንተ ፈጠርከ ምንባባት • ሮሜ 7፡1-14 ሮሜ 7፡14 “ነቲ ዝጸልኦ እገብሮ ኣሎኹ እምበር፡ ነቲ ዝዯልዮ ኣይኰንኩን ዝገብሮ ዘሎኹ እሞ፡ ነቲ ዝገብሮ ኣይፈልጦን እየ።” • 1 ጴጥ 1፡21-ፍ 1 ጴጥ 1፡24 “ ኵሉ ስጋ ኸም ሳዕሪ፡ ኵሉ ኽብሩውን ከም ዕምበባ ሳዕሪ እዩ። እቲ ሳዕሪ ይነቅጽ፡ እቲ ዕምባባውን ይረግፍ፡ ቃል እግዚኣብሄር ግና ንዘለኣለም ይነብር ።” • ግብ 22፡1-7 “ ኣብ ምድሪ ኸኣ ወዯቕኩ፡ ሳውል፡ ሳውል፡ ንምንታይ እትሰጐኒ፧ ዚብለኒ ድምጺውን ሰማዕኩ።” ማቴ 6፡ 25-ፍ • ማቴ 6፡ 28 “ከመይከ ብናይ ክዳን እትጭነቝ፧ ንዕምባታት መሮር ከመይ ኢሎም ከም ዚዐብዩ ተመልከቱ፡ ኣይዯኽሙ፡ ኣይፈትሉ። ምስናይዚ ግና ሰሎሞን እኳ በቲ ኹሉ ኽብሩ ኸም ሐዯ ኻባታቶም ከም ዘይተኸዯነ፡ እብለኩም አሎኹ።” ቅዳሴ፡ ዘእግዝእትነ