SlideShare a Scribd company logo
1 of 21
•''ሽርክና ስልጠና/Cooperativ Training'' መለት መሰልጠኒ ትካላትን
ኢንዳስትሪታትን ዝግበር ስምምዕነት መሰረት ምስልጣናይ ኣብ ውሽጢ መሰልጠኒ
ትካላት ዝረኽቦ ስልጠና ኣብ ስራሕ ንምልምማድን ንምፍላጥን ዝካየድ ስልጠና እዩ፡፡
•''ስታንዳርድ'' ማለት ሓደ መሰልጠኒ ትካል ቅድሚ ስልጠና ምጅማሩ ከማልእ ዝግባእ
ዝርዝር ናይ ስልጠና ናውቲ፣ ዝተማለአ ዎርክሾፕ፣ሓይሊ ሰብ፣ ኣገባብ ምምሕዳር፣
ፋይናንሳዊ ምምሕዳርን ዝመሳሰሉ ዝሓዘ እዩ፡፡
•''ምዝገባ ፕሮግራም ፍቃድ ኣፍልጦ'' ማለት ቴክኒክን ሞያ ትምህርትን ስልጠናን
ኣብ ምሃብ ዝተዋፈሩ መሰልጠኒ ትካል ስልጠና ንምሃብን ምዘና ሞያዊ ብቕዓት
ንምክያድ ዘድልዩ ዝተነፀሩ መሰረታዊ ረቋሒታት በቲ ዝድለ ብርኪ ኣማሊኡ ብምርካቡ
ሓላፍነት ብዘለዎ ምዝገባ ሞያ ደረጃ ኣፍልጦ ወሃቢ ቢሮ ተረጋጊፁ ንሓደ ዓመት
ዝውሃብ ብርኪ ብቅዓት መረጋገፂ ሰነድ እዩ፡፡
•''ፍቃድ ኣፍልጦ'' ማለት ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ምሃብ ዝተዋፈረ
መሰልጠኒ ትካል ስልጠና ንምሃብን ምዘና ሞያዊ ብቅዓት ንምክያድ ዘድሊዩ ዝተነፀሩ
መሰረታዊ ረቑሓታት በቲ ዝድለ ብርኪ ኣማሊኡ ብምርካቡ ሓላፍነት ብዘለዎ ኣፍልጦ
ወሃቢ ቢሮ ተረጋጊፁ ዝውሃብ ብርኪ ብቅዓት መረጋገፂ ሰነድ እዩ፡፡
•''ፍቓድ'' ማለት በዚ መምርሒ መሰረት ዝተወሃበ ፍቃድ ኣፍልጦ ወይ ምስክር
ወረቐት መረጋገፂ ብርኪ ብቕዓት እዩ፡፡
ሀ. መሰላት
ኣሰልጠንቲ/ኢንስትራክተራት
• ብሕጊ ስቪልሰርቭስ መሰረት ናይ ወሊድ ዕረፍቲ ናይ ምርካብ
መሰል፣
• ብሕጊ ስቭልሰርቭስ መሰረት ናይ ዓመት ዕረፍቲ ናይ ምርካብ
መሰል፣
• ብሕጊ ስቭል ሰርቭስ መሰረት ናይ ሓዘን ንናይ ቐረበ
ቤተሰብ ዕረፍቲ ናይ ምርካብ መሰል/ቐረባ ቤተሰብ
ማለት በዓልቲ ቤቱ/በዓል ቤታ፣ ውላድ፣ ሓው፣ ሓፍቲ፣
ሰብኣይ /ሰበይቲ ሓው/ሓፍቲ፣ ሰበኣይ አዶ/ሰበይቲ ኣቦ፣
ኣቦ/ኣዶ፣ ኣባሓጎ/ኣነሓጎ፣ሰበይቲ/ሰብኣ ኣባሓጎ/ኣዶ ሓጎ፣
እታ ዕብዮ ቆልዓ ካልኦት ብሕጊ ዝተደንገገ/፣
• ብሕጊ ስቪልሰርቪስ መሰረት ናይ መርዓ ዕረፍቲ ናይ
• ብሕጊ ስቭል ሰርቭስ መሰረት ናይ ዕብየት ናይ ምርካብ
መሰል፣
• ብፌዳራልን ብቢሮ ቴሞትስ ክልልናን ብዝወሃብ ኮታ
መሰረት ኣግባብነት ብዘለዎ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢ
ዓዲን ብውድድር ናይ ሓርን ነዊሕን ስልጠና /ትምህርቲ
ናይ ምርካብ መሰል፣
• ብሕጊ ስቭል ሰርቭስ መሰረት ቅሬታ ናይ ምቅራብ መሰል፣
• ብሕጊ ስቪልሰርቭስ መሰረት ናይ ዝውውርን ዕብየት
ውድድርን ናይ ምርካብ መሰል፣
• ብሕጊ ስቪልሰርቭስ መሰረት ናይ ኣሳልጣኒ/እንስትራክተር
ጥቅማጥቅሚ ናይ ምርካብ መሰል፣
• ብሰለስቲኦም ዋና ከይዲ ስራሕቲ ዝተዓቀነ ናይ ስራሕ
ኣፈፃፅማ ውፅኢት ብእዋኑ ናይ ምፍላጥ
ለ. ጉቡኣት
ኣሰልጠንቲ/ኢንስትራክተራት
• ቡቑዕ ካሪካለምን መምህር ማተሪያል/TTLM/ኣዳልዮም ስሩዕን
ዘይስሩዕን ናይ ምስልጣን ምብቓዕን ስራሕቲ፣
• ቴክኖሎጂ ናይ ምቕዳሕ፣ ምለማድን ምስግጋርን፣
• ኩሉ መዳይ ናይ ግልጋሎት ኢንዳስትሪ ኤክስቴንሽን ናይ ምድጋፍ
ስራሕ፣
• ኣብ ውዳበታት፣ኮሚቴታትን ክለባትን ባዕሉ አትዩ ንጡፍ ተሳታፉ ናይ
ምዃን፣
• ኣብ ውዳበታት ስልጠንቲን ደኣንትን ናይ ምድጋፍን ምትሕብባርን፣
• ስራሕቲ ካይዘን ኣይዞን ብሙሉእነት ምትግባር፣
• ብስዓቱ ናብ ስራሕ ቦታ ምእታውን ምውፃእን፣
• ኣብ እዋን ስራሕ ስነምግባሩ ዝተሓለወ ፣ ፐርስናሊቲ ዝሓለወ ፀጉሪ
ኣከዳድና ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳንን ሴፍቲ ማተሪያልን ዓርሱ መርአያ
ኮይኑ ምርካብ፣
• ነቲ ብቕዓት ኣሃድ ዝተቐመጠ ስዓት ናይ ምውዳእ፣
• ዝጀመርካዮ ስልጠና ምሸታዊ ፕሮግራም ብዘይብቑዕ ምኽንያት
ዘይምቑራፅ፣
• ኣብ ሽርክና ስልጠና ዝህባ ኢንዳስትሪ ኣትዩ ናይ ምስታፍ፣
• ፕሪጀክት መሰረት ዝገበረ ስልጠና ምሃብ፣
• ንዘይበቕዑ ስልጠንቲ ብደግመ ስልጠና ክበቕዑ ምግባር፣
• ውፅኢት ስልጠና ብእዋኑ ናብ ረጅስትራር ምእታው፣
• ብኢ-ለሪኒግን ኣብ ካምፓኒ ናይ/ልምምድ ኢንዳስትሪ ዓቕሚ
መዕበይ ስልጠና ናይ ምውሳድ፣
• ዝወሃቡ ስልጠናታት ናይ ምግፋሕን ዝተውሃቡኻ ናውቲ
ስልጠና ንዝምልከቶ ምርካብን፣
• ፖሊስን ስትራተጅን ቴሞትስ ንምትግባር ስልጠንቲ ንክዓቑሩን
ተመጣጠኒ ፕሮጄክት ንክሰሩ/ክቐርፁ የተሓባብር ይመርሕ
• ብሰለስቲኦም ዋና ከይዲ ስራሕ ውፅኢት ናይ ምዕቃን፣
• ብኣጠቓላሊ ስነ ምግባሩ ፅቡቕ ዝኾነ ንካልኦት ከም መረአያ
ዝውስድ ንኣብነት አካዳድና፣ ኣብ ፀጉሪ፣ ኣብ ስራሕ ስዓት
አከባብራን ብሕ/ሰብ ተቀባልነትን ዘለዎ ናይ ምዃን፣
• ብናይ ቐረባ ሓላፊቶም ዝወሃቦም ተወሰኽቲ ስራሕ ናይ
ምስራሕ፣
• ል.በ/ N.B/ ኣወሳስዳ ስጉምቲ ኣብ
ኣሰልጠንቲ/ኢንስትራክተራትን ሰራሕተዓታትን
ብዝምልከት ስቪል ሰርቭስ ብዝውፅኦ ናይ ዲስፕሊን
ጉድለታት ኣፈፃፅማ መምርሒ መሰረት ተገይሩ
ይፍፀም፡፡
• ክፍሊ ሓሙሽተ፡- ኣቀባብላ ሰልጠንቲ
• ዝኾነ መንግስታዊ መሰልጠኒ ትካል ሰልጠንቲ ምቕባል
ዝኸኣል ሚኒስተር ትምህርቲ ወይ ቢሮ ቴክኒክን ሙያን
ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣብቲ ዓመት
ንሕድሕድ ብርኪ ስልጠና መቐበሊ ነጥቢ ኡሉ
ብዝወሰኖ መሰረት ብምግባር ኮይኑ ኣብ ምዝገባ
ሰልጠንቲ እዞም ዝስዕቡ ነጠብታት ትኹረት ምሃብ
የድሊ
• ኣብ ኩሉ ዓይነት ሙያ ደረጃን ተሳትፎ ደቂ አንስትዮ 50% ምግባር እዙይ
ንምፍፃም ረቋሒ ዘማለአ ደቂ ኣንስትዮ ነንባዕለን ብምውድዳር ክስልጥና
ምግባር፣
• ካብ ሓደ ደረጃ ናብ ዝቕፅል ደረጃ ኣብነት ካብ ደረጃ 1ናብ ደረጃ2 ምስጋር
ዝካኣል ምዘና ሙያ ብቕዓት ብምውሳድ ብቑዓት ኮይኖም ዝተረኸበ ጥራይ
ተፈፃሚ ምገባር፣
• ቅድሚ ምዝገባ ምክያዱ ነቲ መሰልጠኒ ትካል ፍቓድ ኣፍልጦ ዝተውሃብዎ
ዓይነት ሞያታትን ዝቕበሎም በዝሒ ስልጠንቲ ኣቀዲሙ ተመዝገብቲ
ክፍልጥዎ ምግባር፣
• ንኹሎም ተመዝገብቲ ማዕረ ዕድል ብምሃብ ብዝረኸብዎ ናይ 10ይ ክፍሊ
ልዕሊኡን ናይ ሃገራዊ ውፅኢት ቅደም ስዓብ ጥራይ ከምዝገቡ ምግባር፣
• ሕድሕድ መሰልጠኒ ትካል ረቋሒታት ንዘማልኡ ኣከለ ጉድኣትን
ደቂ ሰውዓትን ቀዳምነት ይህብ፣
• ሕድሕድ መሰልጠኒ ትካል ንዝተወሰኑ ኣካለ ጉድኣትን ደቂ
ሰውዓትን ብመሰልጠኒ ትካል ማነጅመንት ኮሚቴ ወሲኑ ናይቲ
ዓመት መእተዊ ነጥቢ ረቋሒ ዘማለኡ ካብ 2 ሚኢታዊ ዘይበልፁ
ዓንቀፅ 29፡- መሰልን ጉቡእን ሰልጠንቲ
ሀ. መሰላት ሰልጠንቲ
• ንሕድሕድ ኮርስ ብፕሮግራም መሰረት ብክልስ ሓሳብን ት/ቲ
ምርካብ፣
• መለለይ ካርዲ ምርካብ፣
• ብእዋኑ ውፅእቱ ምፍላጥ
• ግልጋሎት ላይብረሪ ናይ ምርካብ፣
• ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ሓገዝ ናይ ምርካብ፣
• ናይ ምኽሪ ግልጋሎት ምርካብ፣
• ናይ ዝወድኦ ብርኪ ስልጠና መረዳእታ/ሰርቲፊኬት/ ምርካብ፣
• ንዝሰልጠኖ ብርኪ ሞያ ናይ ስልጠና ናውቲ ብማዕርነት
ምጥቓም፣
• ቅሬታ ናይ ምቅራብን እዋናዊ ምላሽ ናይ ምርካብ፣
ለ. ጉቡኣት ሰልጠንቲ
• መምህራን ዝሃቡዎ ገዛዕዮ ሪፖርት በፈተና ብሮጄክቲ
ብእዋኑ ሰርሕኻ ምቕራብ፣
• ት/ቲ ንምጅማር ኣብ ዝተፈቐደ ግዜ ገደብ ውሽጢ ኣብ
ኮሌጅ ክርከብን ዘድሊ ፎርማሊቲ ምምላእን፣
• ኣብ ውዳበታት ፣ ኮሚቴታትን ክሌባትን ኣትዩ ንጡፍ ተሳተፊ
ናይ ምዃን ፣
• ናይ መደቀሲ ቤተ መፃሕፍቲ ናይ ተግባር ስራሕ ቦታ ፈተና
ተንከፍን ናይ መምህሪ ክፍሊ ደንቢን ምኽባር፣
• ንዝጥቀምሉ ንብረት ብጥንቃቄ ምሓዝን ምሕብሓብን፣
• መንነቱ ክፍለጥ ዝኽእል ደንቢ ኽዳን ተኸዲኑ ብስነምግባሩ
ዝተሓለወ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ፀጉሪ ካብ 2 ሳንቲሜትሪ
ዘይበለፀ ፅሬየቱ ሓልዩ መርአያ ኾይኑ ኣብ ስልጠና ቦታ
ምርካብ፣
• ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ናብ ዝተከልከሉ ቦታት
ዘይምኸድ፣
• ካብ ዝኾነ ወልፊ ምርሓቕ/ሲጋራ፣ጫት፣መስተ ወዘተ---/
• ናይ ኮሌጅና ንብረትን ናይ ት/ቲ መሳረሒን
ዘይምብልሻው፣
• ናይ ኮሌጅን ዝተፈላለዩ ክፍሊታትን ደንቢ ምኽባር /ቤተመፃሕፍቲ
ወዘተ/፣
• ሓደ ሰልጣኒ ንተኸታታሊ ንልዕሊ 5 መዓልቲ ናይ ስልጠና
እዋን ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት እንተተሪፉ ምስቶም
ብድሕሪኡ ዘለው ደረጃ ተፀብዩ ክውድእ ይግበር፡፡
• ሓደ ሰልጣኒ ኣብ ናይ ትካል ውሽጢ ምዘና /institutional
assessment/ ክፍተቱ እናተመልአ 3 ግዜ ናይ ምምዛን
ዕድል ዝወሃብ እንትኮን ኣብቲ ቐዳማይን ካልኣይን
• ሓደ ስልጣኒ ኣብ ናይ ሃገራ ብቕዓት ሙያ ምዘና
/institutional assessment/ ክፍተቱ እናተመልአ 2 ግዜ ናይ
ምምዛን ዕድል ዝወሃብ እንትኮን ኣብቲ ቐዳማይ ኣሰስመንት
እንተዘይ ሓሊፉ ምስቶም ምስኡ ዘለው ደረጃ ፈሪሙ
እናቐፀለ ፀኒሑ ኣብ ዳግም ኣሰስመንት እንተሓሊፉ ዝቕፅል
ኮይኑ በዚ እንተዘይ በቒዑ ግና ምስቶም ብድሕርኡ ዘለው
ደረጃ ተፃብዩ ክውድእ ይግበር፣
• ፖሊስን ስትራተጅን ቴሞትስ ንምትግባር ናይ ምዕቓርን
ተመጣጣኒ ፕሮጄክት ምስራሕ/ምቕራፅ ብኢንተርፕራይዝ
እውን ምውዳብ፣
• ካልኦት ተመሳሰልቲ ነገራት ካብ ዝምልከቶም ኣካላት፣
መምህራን፣ኣተሓባበርቲ ው/መ/ዝ/ስልጠናን ዲንን
ዝወሃቦም ስራሕቲ ምስራሕ፣
ዓንቀፅ 30፡- ብድስፕሊን ጉድለታት ዝውሰዱ ስጉምትታት
30.1፡- ናይ ቃል መጠንቀቕታ ዝወሃቦም ጉድለታት
• ብሬድዮ፣ቴፕ፣ ሞባይልን ኻልእን ልዑል ድምፅ ብምስማዕ ፀጥታ ምርባሽ፣
• ኣብ መደቀሲን ሽቓቕን ካልኦት ክፍሊታትን ዘየድልዩ ስእሊታት ምልጣፍን
ምፅሓፍን ፣
• ወንበሪን ጠረጰዛን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምንቕስቃስ
• ማይን መብራህትን ብዛይ ኣግባብ ምጥቓም
• ኣብ መደቀሲ ተስማዕምዕኻ ዘይምንባር፣
• ናብ ክፍሊ ወይ ግቢ መእተዊ ስዓት ዘይምኽባር፣
• ወንበር ካብ ክፍሊ ኣውፅእኻ ኣብ ደገ ምጥቃም፣
• ኣብ መምሀሪ ሰሌዳ ካብ ትም/ቲ ወፃኢ ፅሑፍ ምፅሓፍ፣
• ምግቢ ናብ መደቀሲ ምእታው፣
• ኣከዳድና፣ ፀጉሪን ኣሰናታትሪን ፅሬየት ከባቢ ሕ/ሰብ ተቐባልነት ዘይብሉ
እንትኸውን፣
30.2፡- ናይ ፅሐፈት መጠንቀቕታ ዝወሃቦም ናይ ስነ
ምግባር ጉድለታት
• ካብ ዓንቀፅ 30 ካብ ዝተጠቐሱ ሓደ ናይ ስነምግባር ጉድለት
ፈፅሙ ብቃል፣መጠንቀቕታ ዝሓለፈ ተምሃራይ ተመሳሳሊ
ጥፍኣት ፈፅሙ እንትርከብ፣
• ናይ ውልቀን ከባቢን ፅሬት ዘይምሕላው፣
• ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት መለለይ ካርዲ ፍቃደኛ ዘይምዃን፣
• ኣትክልቲ ምርጋፅ፣
• ፊራሽ ካብ ዓራት ኣውፅእኻ ኣብ ምድሪ ምንፃፍ፣ፊራሽን
ትርኣስን ብዘይ ኣንሶላ ምጥቃም፣
• ነፀላ ጫማ/ሸበጥ/ጌርኻ ናብ ላይብረሪ መምሀሪ ክፍሊ
ምእታው፣
• ኣብ ፈተና ግዜ ዝቀድሐ ዘቕደሐ ዘይተፈቀደ ወረቀት ሒዙ
ናብ ፈተና ዝኣተወ፣
• ከልኦት ተመሳሰልቲ ጉድለታት፣
30.3፡- ከቢድ ናይ ድስፕሊን ስጉምቲ ዘወሰዱ/ዘውህቡ/
ናይ ስነ ምግባር ጉድለታት
• ካብ ዓንቀፅ 31 ካብ ዝተጠቐሱ ሓደ ናይ ስነ ምግባር ጉድለት
ፈፅሙ ብፅሑፍ መጠንቀቕታ ዝተሓለፈ ተምሃራይ
ተመሳሳሊ ጥፍኣት ፈፅሙ እንትርካብ፣
• ናይ ኮሌጅ መለለይ ካርዲን ኻልእ ግለሰብ ኣሕልፍካ ምሃብ፣
• ሽጋራ፣ሓሽሽ ኣብ ግቢ ምትኻኽን መስተ ሰትኻ ናብ ክፍሊ
ምእታው፣
• ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣብ መንድቕ ወይ ወንበር
ሃይማኖት ብሄር ፆታ ዝትንክፉን /ዘለዓዕሉን/ምፅሓፍ
ምዝራብ ወዘተ፣
• ኣብ ኮሌጅ ግቢ ውሽጢ ዝኾነ ድምፂ ዘለዎን ዘይብሉን ናይ
ጦር መሳረሒ መርዛማ መድሓኒታትን ኬሚካላትን ሒዝካ
ምርካብ፣
• ናይ ኮሌጅ ተምሃራይ ዝኾነ ግለ ሰብ ኣብ መደቀሲ ምትእንጋድን
ምድቃስን፣
• ምስ ናይ ኮሌጅ ማ/ሰብ ኣባል ፅልኢ ፈጥሮም ምብአስ
ምፍራሕ፡ምጭናቅ፣
• ኣብ ናይ ተቃራኒ ፆታ መደቀሲ ውሽጢ ምርካብ፣ኣብ ውሽጢ
ኮሌጅ ግቢ ዝኾነ ዓይነት ስርቂ እንትፍፅም ምርካብ፣
• ናይ ኮሌጅ ንብረት ካብ ዝኾኑ መፃሕፍቲ ገፃት ምቕዳድ/ምግንፃል፣
• ንካልእ ሰብ /ተምሃራይ ምፍታን፣
• ኣብ ኮሌጅ ቕፅሪ ግቢ ውሽጢ ናይ ግብረ ስጋ ርክብ
ምፍፃም፣
• ናይ ሓሰት መረዳእታ ትም/ቲ ምቕራብ፣
• ኣብ ናይ ኮሌጅ ንብረትን ሃፍቲን ሓደጋ ዘብፅሑ ተግባራት
ብቸለልነት ምፍፃም፣
• ዛይሕጋዊ መረዳእታ ትምህርቲ ምቕራብ፣
• ጓል ኣንስተይቲ ተምሃሪት ኣገዲዱ ዝደፈረ
ወይ ንምድፋር ፈተነ ዘካየደ፣
• ካብ ሕጊ ወፃኢ ኣኼባ ምክያ ኣድማ
ምእዳምን ወይ ንምእዳም ምፍታን፣
• ናይ ኮሌጅ ማ/ሰብ ኣባል
መምህር፣ሰራሕተኛ ተምሃራይ ስም
ምጥፋእ ምፍርራሕ ኣምባጓሮ ምፍጣር
ምጭቕጫቕ እምብይተኛነት ኻልኦት
ተመሳሳሊ ደረጃ ዘለዎም ጥፍኣታት
30.4፡- ናይ ከበድቲ ናይ ድስፕሊን ጉድለታት ዘውህቡ
ቅፅዓታት
• ናይ ጉልበት ቅፅዓት፣
• ሕዝዎ ዝነበረ ደረጀ ተፀብዩ ምስ ብድሕርኡ
ደረጃ ዘለው ሰልጠንቲ ፀንሑ ምቕፃል፣
• ካብ 6ተ ወርሒ ልዕልኡን ኣብ ሬጅስትራር
ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምሓዝ
• ካብ ናይ ኮሌጅ ትምህርቲ መርሃ ግብሪ
ምስንባት፣
• ካብ ናይ ኮሌጅ ትም/ቲ መርሃ ግብሪ
ምስንባትን ናብ ሕጊ ምምራሕን
ዓንቀፅ 31፡- ዓይነት ቕፅዓታትን ነቶም
ቅፅዓታት ዝህቡ አካላትን
• ናይ ውልቀ መጠንቀቕታ ብሞያ
መተሓባበሪ/ዲፓሪትመንተ፣
• ናይ ፅሑፍ መጠንቀቕታ ብ
ው/መ/ዝ/ስልጠና፣
• ናይ ከበድቲ ናይ ድስፕሊን ጉድለታት
ብድስፕሊን ኮሚቴ፣
ዓንቀፅ 32፡- ኣባላት ድስፕሊን ኮሚቴ
ሰልጠንቲ
• ተተካኢ ው/መ/ዝ/ስልጠና-----------------------------ኣካቢ
• ቮከሽናል ካውንስለር -------------------------------------ፀሓፊ
• ካብ ናይ ሞያ ኣሰልጣኒ/ኢንስትራክተር-------------መተሓባበሪ
• ካብ ናይ ሞያ ኣሰልጣኒ/ኢንስትራክተር-------------------ኣባል
• ሬጅስትራር---- ------------------------------------------ኣባል
• ካብ ካውንስል ሰልጠንቲ ሓደ ተባዕታይን ሓንቲ ኣንስተይቲን ---
--------------------------------------------------------- ኣባል
• ካብ ክፍሊ ሓለዋ ዋርዲያ --------------------------------ኣባል
• ፕሮክተር ------------------------------------------------ኣባል
ዓንቀፅ 33፡- ተፈፃሚነት ጉዳያት
ድስፕሊን
• ናይ ዲስፕሊን ኮሚቴ ዘቕረብዎ ውሳነ ሓሳብ ናብ
ው/መ/ዝ/ስልጠና መተሓባበሪ ቀሪቡ ምስፀደቐ
ተግበራዊ ዝኸውን ኾይኑ ናይ ይግበአኒ መሰሉ ናይ
መወዳእታ ክሳብ ዲን ይኸውን፣
ዓንቀፅ 34፡- BPR ን BSCን ዝምልከት
• ኩለን ትካለት ናይ ትካል ከይዲ ስራሕቲን
ውልቀ ፈፀምቲን ዝዳለው ትልሚታትን
ክትትልን ገምጋምን ውፅእቱን ብመሰረት BPR
ን BSCን ዝፍፀምን ዝዕቀንን ይኸውን፡፡
• ዓንቀፅ 35፡- መምርሒ ዝፀንዐሉ እዋን
• እዚ መምርሒ ካብ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓ/ም
ዝፀንዐ ይኸውን፡፡

More Related Content

Featured

How Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental Health
How Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental HealthHow Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental Health
How Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental Health
ThinkNow
 
Social Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie Insights
Social Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie InsightsSocial Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie Insights
Social Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie Insights
Kurio // The Social Media Age(ncy)
 

Featured (20)

2024 State of Marketing Report – by Hubspot
2024 State of Marketing Report – by Hubspot2024 State of Marketing Report – by Hubspot
2024 State of Marketing Report – by Hubspot
 
Everything You Need To Know About ChatGPT
Everything You Need To Know About ChatGPTEverything You Need To Know About ChatGPT
Everything You Need To Know About ChatGPT
 
Product Design Trends in 2024 | Teenage Engineerings
Product Design Trends in 2024 | Teenage EngineeringsProduct Design Trends in 2024 | Teenage Engineerings
Product Design Trends in 2024 | Teenage Engineerings
 
How Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental Health
How Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental HealthHow Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental Health
How Race, Age and Gender Shape Attitudes Towards Mental Health
 
AI Trends in Creative Operations 2024 by Artwork Flow.pdf
AI Trends in Creative Operations 2024 by Artwork Flow.pdfAI Trends in Creative Operations 2024 by Artwork Flow.pdf
AI Trends in Creative Operations 2024 by Artwork Flow.pdf
 
Skeleton Culture Code
Skeleton Culture CodeSkeleton Culture Code
Skeleton Culture Code
 
PEPSICO Presentation to CAGNY Conference Feb 2024
PEPSICO Presentation to CAGNY Conference Feb 2024PEPSICO Presentation to CAGNY Conference Feb 2024
PEPSICO Presentation to CAGNY Conference Feb 2024
 
Content Methodology: A Best Practices Report (Webinar)
Content Methodology: A Best Practices Report (Webinar)Content Methodology: A Best Practices Report (Webinar)
Content Methodology: A Best Practices Report (Webinar)
 
How to Prepare For a Successful Job Search for 2024
How to Prepare For a Successful Job Search for 2024How to Prepare For a Successful Job Search for 2024
How to Prepare For a Successful Job Search for 2024
 
Social Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie Insights
Social Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie InsightsSocial Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie Insights
Social Media Marketing Trends 2024 // The Global Indie Insights
 
Trends In Paid Search: Navigating The Digital Landscape In 2024
Trends In Paid Search: Navigating The Digital Landscape In 2024Trends In Paid Search: Navigating The Digital Landscape In 2024
Trends In Paid Search: Navigating The Digital Landscape In 2024
 
5 Public speaking tips from TED - Visualized summary
5 Public speaking tips from TED - Visualized summary5 Public speaking tips from TED - Visualized summary
5 Public speaking tips from TED - Visualized summary
 
ChatGPT and the Future of Work - Clark Boyd
ChatGPT and the Future of Work - Clark Boyd ChatGPT and the Future of Work - Clark Boyd
ChatGPT and the Future of Work - Clark Boyd
 
Getting into the tech field. what next
Getting into the tech field. what next Getting into the tech field. what next
Getting into the tech field. what next
 
Google's Just Not That Into You: Understanding Core Updates & Search Intent
Google's Just Not That Into You: Understanding Core Updates & Search IntentGoogle's Just Not That Into You: Understanding Core Updates & Search Intent
Google's Just Not That Into You: Understanding Core Updates & Search Intent
 
How to have difficult conversations
How to have difficult conversations How to have difficult conversations
How to have difficult conversations
 
Introduction to Data Science
Introduction to Data ScienceIntroduction to Data Science
Introduction to Data Science
 
Time Management & Productivity - Best Practices
Time Management & Productivity -  Best PracticesTime Management & Productivity -  Best Practices
Time Management & Productivity - Best Practices
 
The six step guide to practical project management
The six step guide to practical project managementThe six step guide to practical project management
The six step guide to practical project management
 
Beginners Guide to TikTok for Search - Rachel Pearson - We are Tilt __ Bright...
Beginners Guide to TikTok for Search - Rachel Pearson - We are Tilt __ Bright...Beginners Guide to TikTok for Search - Rachel Pearson - We are Tilt __ Bright...
Beginners Guide to TikTok for Search - Rachel Pearson - We are Tilt __ Bright...
 

short training Cooperative Training.pptx

  • 1. •''ሽርክና ስልጠና/Cooperativ Training'' መለት መሰልጠኒ ትካላትን ኢንዳስትሪታትን ዝግበር ስምምዕነት መሰረት ምስልጣናይ ኣብ ውሽጢ መሰልጠኒ ትካላት ዝረኽቦ ስልጠና ኣብ ስራሕ ንምልምማድን ንምፍላጥን ዝካየድ ስልጠና እዩ፡፡ •''ስታንዳርድ'' ማለት ሓደ መሰልጠኒ ትካል ቅድሚ ስልጠና ምጅማሩ ከማልእ ዝግባእ ዝርዝር ናይ ስልጠና ናውቲ፣ ዝተማለአ ዎርክሾፕ፣ሓይሊ ሰብ፣ ኣገባብ ምምሕዳር፣ ፋይናንሳዊ ምምሕዳርን ዝመሳሰሉ ዝሓዘ እዩ፡፡ •''ምዝገባ ፕሮግራም ፍቃድ ኣፍልጦ'' ማለት ቴክኒክን ሞያ ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ምሃብ ዝተዋፈሩ መሰልጠኒ ትካል ስልጠና ንምሃብን ምዘና ሞያዊ ብቕዓት ንምክያድ ዘድልዩ ዝተነፀሩ መሰረታዊ ረቋሒታት በቲ ዝድለ ብርኪ ኣማሊኡ ብምርካቡ ሓላፍነት ብዘለዎ ምዝገባ ሞያ ደረጃ ኣፍልጦ ወሃቢ ቢሮ ተረጋጊፁ ንሓደ ዓመት ዝውሃብ ብርኪ ብቅዓት መረጋገፂ ሰነድ እዩ፡፡ •''ፍቃድ ኣፍልጦ'' ማለት ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ምሃብ ዝተዋፈረ መሰልጠኒ ትካል ስልጠና ንምሃብን ምዘና ሞያዊ ብቅዓት ንምክያድ ዘድሊዩ ዝተነፀሩ መሰረታዊ ረቑሓታት በቲ ዝድለ ብርኪ ኣማሊኡ ብምርካቡ ሓላፍነት ብዘለዎ ኣፍልጦ ወሃቢ ቢሮ ተረጋጊፁ ዝውሃብ ብርኪ ብቅዓት መረጋገፂ ሰነድ እዩ፡፡ •''ፍቓድ'' ማለት በዚ መምርሒ መሰረት ዝተወሃበ ፍቃድ ኣፍልጦ ወይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ብርኪ ብቕዓት እዩ፡፡
  • 2. ሀ. መሰላት ኣሰልጠንቲ/ኢንስትራክተራት • ብሕጊ ስቪልሰርቭስ መሰረት ናይ ወሊድ ዕረፍቲ ናይ ምርካብ መሰል፣ • ብሕጊ ስቭልሰርቭስ መሰረት ናይ ዓመት ዕረፍቲ ናይ ምርካብ መሰል፣ • ብሕጊ ስቭል ሰርቭስ መሰረት ናይ ሓዘን ንናይ ቐረበ ቤተሰብ ዕረፍቲ ናይ ምርካብ መሰል/ቐረባ ቤተሰብ ማለት በዓልቲ ቤቱ/በዓል ቤታ፣ ውላድ፣ ሓው፣ ሓፍቲ፣ ሰብኣይ /ሰበይቲ ሓው/ሓፍቲ፣ ሰበኣይ አዶ/ሰበይቲ ኣቦ፣ ኣቦ/ኣዶ፣ ኣባሓጎ/ኣነሓጎ፣ሰበይቲ/ሰብኣ ኣባሓጎ/ኣዶ ሓጎ፣ እታ ዕብዮ ቆልዓ ካልኦት ብሕጊ ዝተደንገገ/፣ • ብሕጊ ስቪልሰርቪስ መሰረት ናይ መርዓ ዕረፍቲ ናይ
  • 3. • ብሕጊ ስቭል ሰርቭስ መሰረት ናይ ዕብየት ናይ ምርካብ መሰል፣ • ብፌዳራልን ብቢሮ ቴሞትስ ክልልናን ብዝወሃብ ኮታ መሰረት ኣግባብነት ብዘለዎ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢ ዓዲን ብውድድር ናይ ሓርን ነዊሕን ስልጠና /ትምህርቲ ናይ ምርካብ መሰል፣ • ብሕጊ ስቭል ሰርቭስ መሰረት ቅሬታ ናይ ምቅራብ መሰል፣ • ብሕጊ ስቪልሰርቭስ መሰረት ናይ ዝውውርን ዕብየት ውድድርን ናይ ምርካብ መሰል፣ • ብሕጊ ስቪልሰርቭስ መሰረት ናይ ኣሳልጣኒ/እንስትራክተር ጥቅማጥቅሚ ናይ ምርካብ መሰል፣ • ብሰለስቲኦም ዋና ከይዲ ስራሕቲ ዝተዓቀነ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ ውፅኢት ብእዋኑ ናይ ምፍላጥ
  • 4. ለ. ጉቡኣት ኣሰልጠንቲ/ኢንስትራክተራት • ቡቑዕ ካሪካለምን መምህር ማተሪያል/TTLM/ኣዳልዮም ስሩዕን ዘይስሩዕን ናይ ምስልጣን ምብቓዕን ስራሕቲ፣ • ቴክኖሎጂ ናይ ምቕዳሕ፣ ምለማድን ምስግጋርን፣ • ኩሉ መዳይ ናይ ግልጋሎት ኢንዳስትሪ ኤክስቴንሽን ናይ ምድጋፍ ስራሕ፣ • ኣብ ውዳበታት፣ኮሚቴታትን ክለባትን ባዕሉ አትዩ ንጡፍ ተሳታፉ ናይ ምዃን፣ • ኣብ ውዳበታት ስልጠንቲን ደኣንትን ናይ ምድጋፍን ምትሕብባርን፣ • ስራሕቲ ካይዘን ኣይዞን ብሙሉእነት ምትግባር፣ • ብስዓቱ ናብ ስራሕ ቦታ ምእታውን ምውፃእን፣ • ኣብ እዋን ስራሕ ስነምግባሩ ዝተሓለወ ፣ ፐርስናሊቲ ዝሓለወ ፀጉሪ ኣከዳድና ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳንን ሴፍቲ ማተሪያልን ዓርሱ መርአያ ኮይኑ ምርካብ፣ • ነቲ ብቕዓት ኣሃድ ዝተቐመጠ ስዓት ናይ ምውዳእ፣ • ዝጀመርካዮ ስልጠና ምሸታዊ ፕሮግራም ብዘይብቑዕ ምኽንያት ዘይምቑራፅ፣
  • 5. • ኣብ ሽርክና ስልጠና ዝህባ ኢንዳስትሪ ኣትዩ ናይ ምስታፍ፣ • ፕሪጀክት መሰረት ዝገበረ ስልጠና ምሃብ፣ • ንዘይበቕዑ ስልጠንቲ ብደግመ ስልጠና ክበቕዑ ምግባር፣ • ውፅኢት ስልጠና ብእዋኑ ናብ ረጅስትራር ምእታው፣ • ብኢ-ለሪኒግን ኣብ ካምፓኒ ናይ/ልምምድ ኢንዳስትሪ ዓቕሚ መዕበይ ስልጠና ናይ ምውሳድ፣ • ዝወሃቡ ስልጠናታት ናይ ምግፋሕን ዝተውሃቡኻ ናውቲ ስልጠና ንዝምልከቶ ምርካብን፣ • ፖሊስን ስትራተጅን ቴሞትስ ንምትግባር ስልጠንቲ ንክዓቑሩን ተመጣጠኒ ፕሮጄክት ንክሰሩ/ክቐርፁ የተሓባብር ይመርሕ • ብሰለስቲኦም ዋና ከይዲ ስራሕ ውፅኢት ናይ ምዕቃን፣ • ብኣጠቓላሊ ስነ ምግባሩ ፅቡቕ ዝኾነ ንካልኦት ከም መረአያ ዝውስድ ንኣብነት አካዳድና፣ ኣብ ፀጉሪ፣ ኣብ ስራሕ ስዓት አከባብራን ብሕ/ሰብ ተቀባልነትን ዘለዎ ናይ ምዃን፣ • ብናይ ቐረባ ሓላፊቶም ዝወሃቦም ተወሰኽቲ ስራሕ ናይ ምስራሕ፣
  • 6. • ል.በ/ N.B/ ኣወሳስዳ ስጉምቲ ኣብ ኣሰልጠንቲ/ኢንስትራክተራትን ሰራሕተዓታትን ብዝምልከት ስቪል ሰርቭስ ብዝውፅኦ ናይ ዲስፕሊን ጉድለታት ኣፈፃፅማ መምርሒ መሰረት ተገይሩ ይፍፀም፡፡ • ክፍሊ ሓሙሽተ፡- ኣቀባብላ ሰልጠንቲ • ዝኾነ መንግስታዊ መሰልጠኒ ትካል ሰልጠንቲ ምቕባል ዝኸኣል ሚኒስተር ትምህርቲ ወይ ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣብቲ ዓመት ንሕድሕድ ብርኪ ስልጠና መቐበሊ ነጥቢ ኡሉ ብዝወሰኖ መሰረት ብምግባር ኮይኑ ኣብ ምዝገባ ሰልጠንቲ እዞም ዝስዕቡ ነጠብታት ትኹረት ምሃብ የድሊ
  • 7. • ኣብ ኩሉ ዓይነት ሙያ ደረጃን ተሳትፎ ደቂ አንስትዮ 50% ምግባር እዙይ ንምፍፃም ረቋሒ ዘማለአ ደቂ ኣንስትዮ ነንባዕለን ብምውድዳር ክስልጥና ምግባር፣ • ካብ ሓደ ደረጃ ናብ ዝቕፅል ደረጃ ኣብነት ካብ ደረጃ 1ናብ ደረጃ2 ምስጋር ዝካኣል ምዘና ሙያ ብቕዓት ብምውሳድ ብቑዓት ኮይኖም ዝተረኸበ ጥራይ ተፈፃሚ ምገባር፣ • ቅድሚ ምዝገባ ምክያዱ ነቲ መሰልጠኒ ትካል ፍቓድ ኣፍልጦ ዝተውሃብዎ ዓይነት ሞያታትን ዝቕበሎም በዝሒ ስልጠንቲ ኣቀዲሙ ተመዝገብቲ ክፍልጥዎ ምግባር፣ • ንኹሎም ተመዝገብቲ ማዕረ ዕድል ብምሃብ ብዝረኸብዎ ናይ 10ይ ክፍሊ ልዕሊኡን ናይ ሃገራዊ ውፅኢት ቅደም ስዓብ ጥራይ ከምዝገቡ ምግባር፣ • ሕድሕድ መሰልጠኒ ትካል ረቋሒታት ንዘማልኡ ኣከለ ጉድኣትን ደቂ ሰውዓትን ቀዳምነት ይህብ፣ • ሕድሕድ መሰልጠኒ ትካል ንዝተወሰኑ ኣካለ ጉድኣትን ደቂ ሰውዓትን ብመሰልጠኒ ትካል ማነጅመንት ኮሚቴ ወሲኑ ናይቲ ዓመት መእተዊ ነጥቢ ረቋሒ ዘማለኡ ካብ 2 ሚኢታዊ ዘይበልፁ
  • 8. ዓንቀፅ 29፡- መሰልን ጉቡእን ሰልጠንቲ ሀ. መሰላት ሰልጠንቲ • ንሕድሕድ ኮርስ ብፕሮግራም መሰረት ብክልስ ሓሳብን ት/ቲ ምርካብ፣ • መለለይ ካርዲ ምርካብ፣ • ብእዋኑ ውፅእቱ ምፍላጥ • ግልጋሎት ላይብረሪ ናይ ምርካብ፣ • ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ሓገዝ ናይ ምርካብ፣ • ናይ ምኽሪ ግልጋሎት ምርካብ፣ • ናይ ዝወድኦ ብርኪ ስልጠና መረዳእታ/ሰርቲፊኬት/ ምርካብ፣ • ንዝሰልጠኖ ብርኪ ሞያ ናይ ስልጠና ናውቲ ብማዕርነት ምጥቓም፣ • ቅሬታ ናይ ምቅራብን እዋናዊ ምላሽ ናይ ምርካብ፣
  • 9. ለ. ጉቡኣት ሰልጠንቲ • መምህራን ዝሃቡዎ ገዛዕዮ ሪፖርት በፈተና ብሮጄክቲ ብእዋኑ ሰርሕኻ ምቕራብ፣ • ት/ቲ ንምጅማር ኣብ ዝተፈቐደ ግዜ ገደብ ውሽጢ ኣብ ኮሌጅ ክርከብን ዘድሊ ፎርማሊቲ ምምላእን፣ • ኣብ ውዳበታት ፣ ኮሚቴታትን ክሌባትን ኣትዩ ንጡፍ ተሳተፊ ናይ ምዃን ፣ • ናይ መደቀሲ ቤተ መፃሕፍቲ ናይ ተግባር ስራሕ ቦታ ፈተና ተንከፍን ናይ መምህሪ ክፍሊ ደንቢን ምኽባር፣ • ንዝጥቀምሉ ንብረት ብጥንቃቄ ምሓዝን ምሕብሓብን፣ • መንነቱ ክፍለጥ ዝኽእል ደንቢ ኽዳን ተኸዲኑ ብስነምግባሩ ዝተሓለወ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ፀጉሪ ካብ 2 ሳንቲሜትሪ ዘይበለፀ ፅሬየቱ ሓልዩ መርአያ ኾይኑ ኣብ ስልጠና ቦታ ምርካብ፣
  • 10. • ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ናብ ዝተከልከሉ ቦታት ዘይምኸድ፣ • ካብ ዝኾነ ወልፊ ምርሓቕ/ሲጋራ፣ጫት፣መስተ ወዘተ---/ • ናይ ኮሌጅና ንብረትን ናይ ት/ቲ መሳረሒን ዘይምብልሻው፣ • ናይ ኮሌጅን ዝተፈላለዩ ክፍሊታትን ደንቢ ምኽባር /ቤተመፃሕፍቲ ወዘተ/፣ • ሓደ ሰልጣኒ ንተኸታታሊ ንልዕሊ 5 መዓልቲ ናይ ስልጠና እዋን ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት እንተተሪፉ ምስቶም ብድሕሪኡ ዘለው ደረጃ ተፀብዩ ክውድእ ይግበር፡፡ • ሓደ ሰልጣኒ ኣብ ናይ ትካል ውሽጢ ምዘና /institutional assessment/ ክፍተቱ እናተመልአ 3 ግዜ ናይ ምምዛን ዕድል ዝወሃብ እንትኮን ኣብቲ ቐዳማይን ካልኣይን
  • 11. • ሓደ ስልጣኒ ኣብ ናይ ሃገራ ብቕዓት ሙያ ምዘና /institutional assessment/ ክፍተቱ እናተመልአ 2 ግዜ ናይ ምምዛን ዕድል ዝወሃብ እንትኮን ኣብቲ ቐዳማይ ኣሰስመንት እንተዘይ ሓሊፉ ምስቶም ምስኡ ዘለው ደረጃ ፈሪሙ እናቐፀለ ፀኒሑ ኣብ ዳግም ኣሰስመንት እንተሓሊፉ ዝቕፅል ኮይኑ በዚ እንተዘይ በቒዑ ግና ምስቶም ብድሕርኡ ዘለው ደረጃ ተፃብዩ ክውድእ ይግበር፣ • ፖሊስን ስትራተጅን ቴሞትስ ንምትግባር ናይ ምዕቓርን ተመጣጣኒ ፕሮጄክት ምስራሕ/ምቕራፅ ብኢንተርፕራይዝ እውን ምውዳብ፣ • ካልኦት ተመሳሰልቲ ነገራት ካብ ዝምልከቶም ኣካላት፣ መምህራን፣ኣተሓባበርቲ ው/መ/ዝ/ስልጠናን ዲንን ዝወሃቦም ስራሕቲ ምስራሕ፣
  • 12. ዓንቀፅ 30፡- ብድስፕሊን ጉድለታት ዝውሰዱ ስጉምትታት 30.1፡- ናይ ቃል መጠንቀቕታ ዝወሃቦም ጉድለታት • ብሬድዮ፣ቴፕ፣ ሞባይልን ኻልእን ልዑል ድምፅ ብምስማዕ ፀጥታ ምርባሽ፣ • ኣብ መደቀሲን ሽቓቕን ካልኦት ክፍሊታትን ዘየድልዩ ስእሊታት ምልጣፍን ምፅሓፍን ፣ • ወንበሪን ጠረጰዛን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምንቕስቃስ • ማይን መብራህትን ብዛይ ኣግባብ ምጥቓም • ኣብ መደቀሲ ተስማዕምዕኻ ዘይምንባር፣ • ናብ ክፍሊ ወይ ግቢ መእተዊ ስዓት ዘይምኽባር፣ • ወንበር ካብ ክፍሊ ኣውፅእኻ ኣብ ደገ ምጥቃም፣ • ኣብ መምሀሪ ሰሌዳ ካብ ትም/ቲ ወፃኢ ፅሑፍ ምፅሓፍ፣ • ምግቢ ናብ መደቀሲ ምእታው፣ • ኣከዳድና፣ ፀጉሪን ኣሰናታትሪን ፅሬየት ከባቢ ሕ/ሰብ ተቐባልነት ዘይብሉ እንትኸውን፣
  • 13. 30.2፡- ናይ ፅሐፈት መጠንቀቕታ ዝወሃቦም ናይ ስነ ምግባር ጉድለታት • ካብ ዓንቀፅ 30 ካብ ዝተጠቐሱ ሓደ ናይ ስነምግባር ጉድለት ፈፅሙ ብቃል፣መጠንቀቕታ ዝሓለፈ ተምሃራይ ተመሳሳሊ ጥፍኣት ፈፅሙ እንትርከብ፣ • ናይ ውልቀን ከባቢን ፅሬት ዘይምሕላው፣ • ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት መለለይ ካርዲ ፍቃደኛ ዘይምዃን፣ • ኣትክልቲ ምርጋፅ፣ • ፊራሽ ካብ ዓራት ኣውፅእኻ ኣብ ምድሪ ምንፃፍ፣ፊራሽን ትርኣስን ብዘይ ኣንሶላ ምጥቃም፣ • ነፀላ ጫማ/ሸበጥ/ጌርኻ ናብ ላይብረሪ መምሀሪ ክፍሊ ምእታው፣ • ኣብ ፈተና ግዜ ዝቀድሐ ዘቕደሐ ዘይተፈቀደ ወረቀት ሒዙ ናብ ፈተና ዝኣተወ፣ • ከልኦት ተመሳሰልቲ ጉድለታት፣
  • 14. 30.3፡- ከቢድ ናይ ድስፕሊን ስጉምቲ ዘወሰዱ/ዘውህቡ/ ናይ ስነ ምግባር ጉድለታት • ካብ ዓንቀፅ 31 ካብ ዝተጠቐሱ ሓደ ናይ ስነ ምግባር ጉድለት ፈፅሙ ብፅሑፍ መጠንቀቕታ ዝተሓለፈ ተምሃራይ ተመሳሳሊ ጥፍኣት ፈፅሙ እንትርካብ፣ • ናይ ኮሌጅ መለለይ ካርዲን ኻልእ ግለሰብ ኣሕልፍካ ምሃብ፣ • ሽጋራ፣ሓሽሽ ኣብ ግቢ ምትኻኽን መስተ ሰትኻ ናብ ክፍሊ ምእታው፣ • ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣብ መንድቕ ወይ ወንበር ሃይማኖት ብሄር ፆታ ዝትንክፉን /ዘለዓዕሉን/ምፅሓፍ ምዝራብ ወዘተ፣ • ኣብ ኮሌጅ ግቢ ውሽጢ ዝኾነ ድምፂ ዘለዎን ዘይብሉን ናይ ጦር መሳረሒ መርዛማ መድሓኒታትን ኬሚካላትን ሒዝካ ምርካብ፣
  • 15. • ናይ ኮሌጅ ተምሃራይ ዝኾነ ግለ ሰብ ኣብ መደቀሲ ምትእንጋድን ምድቃስን፣ • ምስ ናይ ኮሌጅ ማ/ሰብ ኣባል ፅልኢ ፈጥሮም ምብአስ ምፍራሕ፡ምጭናቅ፣ • ኣብ ናይ ተቃራኒ ፆታ መደቀሲ ውሽጢ ምርካብ፣ኣብ ውሽጢ ኮሌጅ ግቢ ዝኾነ ዓይነት ስርቂ እንትፍፅም ምርካብ፣ • ናይ ኮሌጅ ንብረት ካብ ዝኾኑ መፃሕፍቲ ገፃት ምቕዳድ/ምግንፃል፣ • ንካልእ ሰብ /ተምሃራይ ምፍታን፣ • ኣብ ኮሌጅ ቕፅሪ ግቢ ውሽጢ ናይ ግብረ ስጋ ርክብ ምፍፃም፣ • ናይ ሓሰት መረዳእታ ትም/ቲ ምቕራብ፣ • ኣብ ናይ ኮሌጅ ንብረትን ሃፍቲን ሓደጋ ዘብፅሑ ተግባራት ብቸለልነት ምፍፃም፣
  • 16. • ዛይሕጋዊ መረዳእታ ትምህርቲ ምቕራብ፣ • ጓል ኣንስተይቲ ተምሃሪት ኣገዲዱ ዝደፈረ ወይ ንምድፋር ፈተነ ዘካየደ፣ • ካብ ሕጊ ወፃኢ ኣኼባ ምክያ ኣድማ ምእዳምን ወይ ንምእዳም ምፍታን፣ • ናይ ኮሌጅ ማ/ሰብ ኣባል መምህር፣ሰራሕተኛ ተምሃራይ ስም ምጥፋእ ምፍርራሕ ኣምባጓሮ ምፍጣር ምጭቕጫቕ እምብይተኛነት ኻልኦት ተመሳሳሊ ደረጃ ዘለዎም ጥፍኣታት
  • 17. 30.4፡- ናይ ከበድቲ ናይ ድስፕሊን ጉድለታት ዘውህቡ ቅፅዓታት • ናይ ጉልበት ቅፅዓት፣ • ሕዝዎ ዝነበረ ደረጀ ተፀብዩ ምስ ብድሕርኡ ደረጃ ዘለው ሰልጠንቲ ፀንሑ ምቕፃል፣ • ካብ 6ተ ወርሒ ልዕልኡን ኣብ ሬጅስትራር ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምሓዝ • ካብ ናይ ኮሌጅ ትምህርቲ መርሃ ግብሪ ምስንባት፣ • ካብ ናይ ኮሌጅ ትም/ቲ መርሃ ግብሪ ምስንባትን ናብ ሕጊ ምምራሕን
  • 18. ዓንቀፅ 31፡- ዓይነት ቕፅዓታትን ነቶም ቅፅዓታት ዝህቡ አካላትን • ናይ ውልቀ መጠንቀቕታ ብሞያ መተሓባበሪ/ዲፓሪትመንተ፣ • ናይ ፅሑፍ መጠንቀቕታ ብ ው/መ/ዝ/ስልጠና፣ • ናይ ከበድቲ ናይ ድስፕሊን ጉድለታት ብድስፕሊን ኮሚቴ፣
  • 19. ዓንቀፅ 32፡- ኣባላት ድስፕሊን ኮሚቴ ሰልጠንቲ • ተተካኢ ው/መ/ዝ/ስልጠና-----------------------------ኣካቢ • ቮከሽናል ካውንስለር -------------------------------------ፀሓፊ • ካብ ናይ ሞያ ኣሰልጣኒ/ኢንስትራክተር-------------መተሓባበሪ • ካብ ናይ ሞያ ኣሰልጣኒ/ኢንስትራክተር-------------------ኣባል • ሬጅስትራር---- ------------------------------------------ኣባል • ካብ ካውንስል ሰልጠንቲ ሓደ ተባዕታይን ሓንቲ ኣንስተይቲን --- --------------------------------------------------------- ኣባል • ካብ ክፍሊ ሓለዋ ዋርዲያ --------------------------------ኣባል • ፕሮክተር ------------------------------------------------ኣባል
  • 20. ዓንቀፅ 33፡- ተፈፃሚነት ጉዳያት ድስፕሊን • ናይ ዲስፕሊን ኮሚቴ ዘቕረብዎ ውሳነ ሓሳብ ናብ ው/መ/ዝ/ስልጠና መተሓባበሪ ቀሪቡ ምስፀደቐ ተግበራዊ ዝኸውን ኾይኑ ናይ ይግበአኒ መሰሉ ናይ መወዳእታ ክሳብ ዲን ይኸውን፣
  • 21. ዓንቀፅ 34፡- BPR ን BSCን ዝምልከት • ኩለን ትካለት ናይ ትካል ከይዲ ስራሕቲን ውልቀ ፈፀምቲን ዝዳለው ትልሚታትን ክትትልን ገምጋምን ውፅእቱን ብመሰረት BPR ን BSCን ዝፍፀምን ዝዕቀንን ይኸውን፡፡ • ዓንቀፅ 35፡- መምርሒ ዝፀንዐሉ እዋን • እዚ መምርሒ ካብ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓ/ም ዝፀንዐ ይኸውን፡፡