SlideShare a Scribd company logo
1 of 1
መዝ 68:18
ናብ ላዕሊ ደየብካ ምርኮ ማረኽካ ፡
ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኪነብሩስ፣
ካብ ሰብ፣ ካብቶም ተጻረርቲ እኳ ውህበት ተቐበልካ ።
ምስባክ መዝ 67:18
ዐረገ ውስተ አርያም ፄዊወከ ፄዋ።
ወወሃብከ ጸጋከ ለዕጓለ እመሕያው ።
እስመ ይክህዱ ከመ ይኅድሩ ።
ምንባባት
ኤፌ 4፡1-17
ኤፌ 4፡2 “ብትሕትና ዘበለን ብለውሃትን ብህድኣትን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተጻወርኩም፡ ነቲ ሕብረት
መንፈስ ብማእሰር ሰላም ጌርኩም ክትሕልውዎ፡ ተጋደሉ ።”
1 ዮሓ 2፡1-18
1 ዮሓ 2፡9 “ ኣብ ብርሃን አሎኹ፡ ዚብል፡ ንሓዉ ኸኣ ዚጸልእ፡ ክሳዕ ሕጂ ኣብ ጸልማት እዩ ዘሎ ።”
ግብ 2:1-14
ግብ 2: 3 “ እተመቓቐለ ልሳን ሓዊ ዚመስል ድማ ተራእዮም፡ ኣብ ልዕሊ ነነፍሲ ወከፎም ከኣ ተቐመጠ።
ኲሎም ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦም ።”
ዮሓ 14:1-22
ዮሓ 14:15 “እተፍቅሩኒ እንተ ዄንኩምሲ፡ ትእዛዛተይ ሐልዉ። ኣነ ኸኣ ነቦ ኽልምኖ እየ፡ ንሱ ድማ
ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዚነብር ካልእ መጸናንዒ ኺህበኩም እዩ።”
ቅዳሴ
ዲዮስቆሮስ
ካብ መጽሓፈ ግጻዌ - ዘመነ ትንሣኤ (ሰንበት ድኅሪ ጰራቅሊጦስ)

More Related Content

Viewers also liked

Actividad
ActividadActividad
Actividadlindo53
 
MomentCam Para Android, Convertir Fotografías En Caricaturas
MomentCam Para Android, Convertir Fotografías En CaricaturasMomentCam Para Android, Convertir Fotografías En Caricaturas
MomentCam Para Android, Convertir Fotografías En Caricaturasmiljuegosyapps82
 
Programa acaradio 2014
Programa acaradio 2014Programa acaradio 2014
Programa acaradio 2014Jorge Marques
 
Linkedin Slides
Linkedin SlidesLinkedin Slides
Linkedin SlidesJason Ogg
 
Un curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxito
Un curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxitoUn curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxito
Un curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxitoPauli Nuñez
 
Viewers also liked (8)

Motosierra
MotosierraMotosierra
Motosierra
 
Gas
GasGas
Gas
 
AY1314_Poster_Adrian_Azorin
AY1314_Poster_Adrian_AzorinAY1314_Poster_Adrian_Azorin
AY1314_Poster_Adrian_Azorin
 
Actividad
ActividadActividad
Actividad
 
MomentCam Para Android, Convertir Fotografías En Caricaturas
MomentCam Para Android, Convertir Fotografías En CaricaturasMomentCam Para Android, Convertir Fotografías En Caricaturas
MomentCam Para Android, Convertir Fotografías En Caricaturas
 
Programa acaradio 2014
Programa acaradio 2014Programa acaradio 2014
Programa acaradio 2014
 
Linkedin Slides
Linkedin SlidesLinkedin Slides
Linkedin Slides
 
Un curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxito
Un curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxitoUn curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxito
Un curso de oratoria puede aumentar drásticamente su éxito
 
Gxawie dhri peraqlitos

  • 1. መዝ 68:18 ናብ ላዕሊ ደየብካ ምርኮ ማረኽካ ፡ ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኪነብሩስ፣ ካብ ሰብ፣ ካብቶም ተጻረርቲ እኳ ውህበት ተቐበልካ ። ምስባክ መዝ 67:18 ዐረገ ውስተ አርያም ፄዊወከ ፄዋ። ወወሃብከ ጸጋከ ለዕጓለ እመሕያው ። እስመ ይክህዱ ከመ ይኅድሩ ። ምንባባት ኤፌ 4፡1-17 ኤፌ 4፡2 “ብትሕትና ዘበለን ብለውሃትን ብህድኣትን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተጻወርኩም፡ ነቲ ሕብረት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ጌርኩም ክትሕልውዎ፡ ተጋደሉ ።” 1 ዮሓ 2፡1-18 1 ዮሓ 2፡9 “ ኣብ ብርሃን አሎኹ፡ ዚብል፡ ንሓዉ ኸኣ ዚጸልእ፡ ክሳዕ ሕጂ ኣብ ጸልማት እዩ ዘሎ ።” ግብ 2:1-14 ግብ 2: 3 “ እተመቓቐለ ልሳን ሓዊ ዚመስል ድማ ተራእዮም፡ ኣብ ልዕሊ ነነፍሲ ወከፎም ከኣ ተቐመጠ። ኲሎም ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦም ።” ዮሓ 14:1-22 ዮሓ 14:15 “እተፍቅሩኒ እንተ ዄንኩምሲ፡ ትእዛዛተይ ሐልዉ። ኣነ ኸኣ ነቦ ኽልምኖ እየ፡ ንሱ ድማ ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዚነብር ካልእ መጸናንዒ ኺህበኩም እዩ።” ቅዳሴ ዲዮስቆሮስ ካብ መጽሓፈ ግጻዌ - ዘመነ ትንሣኤ (ሰንበት ድኅሪ ጰራቅሊጦስ)