SlideShare a Scribd company logo
1 of 23
ጥሪ 6/2014
ስታተስ ሪፖርት ናይ ክፍሊ ምምዕባል
ኢንዳስትርያል ፕላንት
2
ዝርዝር ትሕዝቶ
 መእተዊ
 ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ዝበፅሕዎ ደረጃን
 ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ክስርሑ ዝተተለሙ ስራሕቲን ዘለውዎ ደረጃ
ሞዕባለን
 ኣብ ከይዲ ምምዕባል ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት
 መጠቓለሊ
መእተዊ
 ክፍሊ ምምዕባል ኢንዳስትርያል ፕላንት ኣብ መሓውር R & D ውሽጢ
ዝርከብ ቅድም ኢሉ ካብ ዝነበረ መሓውር ብዝተወሰነ መልክዑ ተለዊጡ ኣብ
ምምዕባል ካብ ኣናእሽተይ ክሳብ ዓብይቲ ኢንዳስትርያል ፕላንት ንኽነጥፍ
ዝተጣየሸ ክፍሊ ‘ዩ ።
 ኢንዳስትርያል ፕላንት ክንብል ከለና
 ውፅኢት ሕርሻ ዝኾኑ ምህርትታት ናብ ዝተፈላለዩ ምህርትታት ዝቕይሩ (Agro-
processing Plant) ፋብሪካታት ከመ ፋብሪካ ሑሩጭ ፣ መፅሞቕን መፃረይን
ዘይቲ ብልዒ ፣ ሽኮር ወዘተ
 ፋብሪካ መኣድን (Mineral extraction, refining and processing plants)
 ፋብሪካ መጥሓኒ እምኒ (Ston Crushing plant )
 ፋብሪካ ስሚንቶ መተሓዋወሲን (Cement Batching plant) ካልኦትን
ዘጠቓለለ’ዩ።
3
ዝቐፀለ. . .
4
 ብዋናነት እዚ ፕረዘንቴሽን ኣብ 2021/22 ናይ ስራሕ ዓመት በዚ ክፍሊ
ዝተሰርሑ ስራሕቲ ምዝርዛርን ክስርሑ ዝተተለሙ ስራሕቲ ዝበፅሕዎ ደረጃ
ምዕባለ ንምብራህን ዝተዳለወ ‘ዩ።
 ካብዚ ብተወሳኺ ብዛዕባ እቲ ኽፍሊ ሓፈሻዊ ስእሊ ክህልወና ምእትን
ዝተወሰኹ ነጥብታት ኣለው።
ዝቐፀለ. . .
5
ወሰን ስራሕ (ዓርሞ) (Scope) ናይዚ ክፍሊ
 ከም ኣብ ላዕሊ ዝተገልፁ ብሲስተም ደረጃ ዝርከቡ ፕላንትታት/ፋብሪካታት
ናይ ምምዕባል ስራሕቲ ምስራሕ እንትኾን ናይ ፕሮዳክት ዲተይል ዲዛይን
ግን በዚ ስዕብ መንገዲ ክስራሕ ይጠልብ።
 ፕሮዳክት ዲተይል ዲዛይን
o ብ R&D ክፍሊ ምምዕባል ፕሮዳክት ክስራሕ
o ብ ካልኦት ኢንዳስትሪ መስፍን ዝርከቡ ክፍሊ ዲዛይንን ምምዕባልን
ፕሮዳክት (Product design and development dep’t ) ክስራሕ
o ብኻልኦት ኣካላት ኣውትሶርስ ተጌሩ ክስራሕ
o ተገዚኡ ክመፅእ (Purchased as a product)
ዝቐፀለ. . .
6
ዋና ዋና ዘካትቶም ዲሲፒሊናት
 መካኒካል
 ኬሚካል
 ኤለክትሪካል
 ኢንዳስትርያል
 ሲቪል
ሜላ ኣፈፃፅማ (Methodology)
 ብውሽጣዊ ዓቕሚ ምምዕባል
 ብሪቨርስ ኢንጂነሪንግ ምምዕባል
 ካብ ዘሎ ዲዛይን ብኣዳፕቴሽን ምምዕባል
 ምስ ካልኦት ኣካላት ብምትሕብባር (partner ፣ joint venture ፣ purchasing etc)
ዝቐፀለ. . .
7
 እዞም ተገሊፆም ዘለው (ዓርሞ፣ዝሳተፉ ዲሲፒሊንን ስትራቴጂን) በዚ
ሕዚ ዘሎ ኣተሓሳስባ እንትኾን ቀፃሊ ግን ብዕምቆት ተፀኒዑ ዓርሙኡ ፣
ዝኽተሎ ስትራቴጂ ፣ ዘድልዮ ሪሶርስታትን ካል ኦት አታዎታት ብግልፂ
ተነፂሩ ዝቕመጥ ይኽውን።
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ
8
1. መድረቒ አንጀራ
 ብባውዛ (ኤለክትሪካል ኣምፖል) ዝሰርሕ መድረቒ ዲዛይን ተሰሪሑ
ድረዊንግ ተዘጋጅዩ
 ኣብ ኢዛና (መቐለ ዝርክብ ቢሮ) ዝርክብ ኦቨን ንምጥቃም ዝኽአል ናይ
ተወሳኺ ፓርት ድረዊንግ ተዘጋጅዩ
 ኮይኑ ግን ኣይተመረቱን
ዝቐፀለ. . .
2. መጥሓኒ ዝደረቐ እንጀራ
 ኣብ ምምራት ይርከብ
3. መሕወሲ ዝተጣሕነ እንጀራ
ምስካልኦት መታሓውስቲ
 ኣብ ምምራት ይርከብ
9
10
ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ክስርሑ ዝተተለሙ ስራሕቲን
ዘለውዎ ደረጃ ሞዕባለን
ትልሚ
ታ.ቁ. ዕላማ መብርሂ
1. ምምዕባል ፋብሪካ መዓድን ወርቂ ብ ዶክመንት ደረጃ
ይስራሕ
2. ምምዕባል ፋብሪካ ሑሩጭ ብ ዶክመንት ደረጃ
ይስራሕ
3. ናይ ዲዛይንን ምምዕባልን ክልስ ሓሳባት
ምይይጥ ምክያድ ወይ ስልጠና ምውሳድ
4. ናይ ዲዛይን ዓቕሚ ከዕብዩ ዝኸእሉ
ሶፍትዌራት ስልጠና ምውሳድ
11
ዝቐፀለ. . .
ዝርዝር ዝተሰርሑ ስራሕቲ
1. ምምዕባል ፋብሪካ ሑሩጭ
መልዐሊ ሓሳብ
 ምዝማን ከይዲ ምጥሓን እኽሊ ስለዘድሊ (ብኣንፃር በዝሕን ዝጥሕነኦ ዓይነት
እኽልን) ፤
 ኣብ ምምዕባል Agro-Processing ፕላንት ንምንጣፍ መልዐሊ ስለ ዝኸውን ፤
 ዝበዝሕ ስራሕቲ ናይ ስቲል ስትራክቸርን ሺት ሜታልን ብምዃኑ ሪቨርስ
ንምግባር ዝቐለለን ብዘለና ናይ ምምራት ዓቕሚ ክምረት ስለ ዝኽእልን፤
 ዝተረፉ ዋና ዋና ማሺናትን ኢኪፕመንታትን ብዘይ ሓደ ሓደ (ከም ኣውቶማቲክ
መምዘንን መዐሸግን ዝበሉ ) ብዓይነት ውሑዳትን ድረዊንግ ተተዘጋጅዩ ብዘለና
ናይ ምምራት ዓቕሚ ክምረቱ ስለ ዝኽአሉን ‘ዩ።
12
ዝቐፀለ. . .
ስትራቴጂ
 ካብ ኣብ መቐለ ዘለው ፋብሪካታት ሑሩጭ ብዝተፈላለዩ መመዘኒ ረቋሒ
ብምግምጋም ምምራፅ
 ብዋናነት እቲ ስይስተም ተረዲኢኻ ሪቨርስ ምግባር
 ከምኡ’ውን ጎኒ ንጎኒ ናይ ፕሮሰስ ዲዛይን ስራሕቲ ምስራሕ (
ሪፈረንስ/መወከሲ ምርካብን ዘይምርካብን ዝተደረኸ ይኽውን )
 እቲ ንኽምዕብል ዝምረፅ ፋብሪካ ብመጠንን ብዓይነትን ካብዘን ኣብ
መቐለ ዘለዋ ክፍለ ይኽእል’ዩ።
ዝቐፀለ. . .
ዝተበፅሐ ደረጃ ምዕባለ
 ምስ’ዞም ኣብ ታሕቲ ስሞም ተዘርዚሩ ዝርከብ ኣብ መቐለ ዝርከቡ
ፋብሪካ ሑርጭ ኣብዚ ናይ ምምዕባል ስራሕቲ ክተሓባበሩና ኦፊሻል
ርክብ ፈጢርና ምላሾም’ውን ብጣዕሚ ተስፋ ወሃቢ’ዩ።
ፋብሪካ ሑሩጭ ሁዳ
ፋብሪካ ሑሩጭ ለምለም
 ፋብሪካ ሑሩጭ ሞሞና
ፋብሪካ ሑሩጭ ሰናይ
13
ዝቐፀለ. . .
 ብ R & D መራሒ ዝተመርሐ ኣብዝሓ ናይ R & D ኣባላት ኣብ
ዝተርኽብዎ ናብተን ፋብሪካታት ዑደት ተጌሩ ።
 ካብፍቲ ዑደት
 ዓቕሚ እዘን ፋብሪካታት (ብዓይነት ዝጥሕነኦ እኽልን መጠንን)፤
 ከይዲ ምጥሓንን ዘሎ ቴክኖሎጂን ፤
 እተን ፋብሪካታት ዘለወን ፀገምን ውስንነትን (Problems and Limitations)
ብዝተወሰነ መልክዑ ንምግንዛብ ተኻኢሉ ።
 ኦፕሬሽናልን ሜንቴናንስ ማንዋል ካብ ክልተ ኩባንያ ወሲድና ኮፒ
ብምግባር ኣባላት IPDD ኣብ ምፅናዕ ይርከቡ
14
ዝቐፀለ. . .
 ናይ ምጥሓን ዓቕሚ ፡ 60 -150 ቶን/ብመዓልቲ (ከም ናይ ፒንግሊ
(PINGLE) ስታንዳርድ ዓቕሚ ምጥሓን ካብ 9 ክሳዕ 500
ቶን/ብመዓልቲ ይበፅሕ)
15
Complete sett of flour-milling equipment with steel
structure
Single machine of Complete set of
equipment
ዝቐፀለ. . .
 ዓይነት ዝጥሕነኦ እኽሊ፡ ስርናይ ፣ ጣፍ ፣ ዒልዎ (ምሸራሪሕ) እንትኾን
ግን ነንባዕሉ ናይ መምረቲ መስመር/line/ ዘለዎ’ዩ
 ኣብ ምጥሓን ግዜ ዝካየዱ ዋና ዋና ከይድታት
– ምፍላይ/ምፅራይ
– ምጉዕዓዝ ( Conveyer/mechanical and pneumatic/)
– ምፍታግ
– ምሕፃብ
– ምድራቕ
– ምጥሓን
– ምምዛንን
– ምዕሻግን
16
ዝቐፀለ. . .
ካፍቶም ፋብሪካታት ዝተገለፁ ፀገማት
 ዝተፈላለየ እኽሊ ክጥሕን ዘይምኽኣል ፡— ኣብ ጠቕላላ ዲዛይን ናይቲ ፋብሪካ
ዝተፈላለየ እኽሊ ናይ ምጥሓን ዕድል እንዳሃለዎ ኮይኑ ግን ብተወሰነ ኮምፖነንት
/ፓርት/ማሺን ክጥሕን ዘይምኽኣል
 ሕፅረት መለዋወጢ ኣቑሑ
 ሕፅረት ዓቕሚ ፅገና ሲስተማት መካኒካልን ኣውተሜሽንን ፡— ኣብነት-
 ኣውተማቲክ መምዘንን መዐሸግን ማሺን ምስራሕ ዘቖመት
 ብኣውተማቲክ ናብ መጥሓኒ (Flour Mill) እኽሊ ዝለቅቅ ዝነበረ ሲስተም ናብ
ሰሚ ኣውተማቲክ ዝሰርሕ ዘሎ መግለፂ ክኾኑ ይኽ እሉ’ዮም
17
ዝቐፀለ. . .
 ናይ ለይኣውት ፀገም
 ናይ ቬንቲሌሽን ፀገም
 ናይ ሞዲፊኬሽን/ምምሕያሽ ስራሕቲ ሕፅረት፡— ብምኽንያት
ኣፈላላይ መጠን ዳይ ብሽኩቲ ፋብሪካ ግዜ ዝሓቶ ምህርቲ ምምራት
ዘይምኽኣል
 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተገልፁ ፀገማትን ካልኦት ኣብ መፅናዕቲ ግዘ
ክርከቡ ዝኽእሉ ፀገማትን ክንፈትሐሎም ድልየት ከምዘለዎም
ገሊፆም እዮም።
18
ዝቐፀለ. . .
ኣብ ከይዲ ምምዕባል ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት
 ንስራሕ ዘድልዩ እታዎታት ከም ቦታ፣ወንበር፣ጠረጴዛ ፣ኮምፒተርን ፣
ኢንተርኔት ፣መፃሕፍቲ ፣ስታንዳርድ (ኮድ)ወዘተ
 ናይ ዓቕሚ ፣ በዝሒን ዓይነትን ሰራሕተኛታት ሕፅረት
 ንምቅዳሕ እንጥቀመለን ማሽናትን ኢኪፕመንትን ብቐሊሉ ዘይምርካብ፡—ኣብ
ሜንቴናንስ ግዘ ኣድላይ ዓቐን ማሺናትን ኢኪፕመንት ን ክንወስድ ከም ንኽእል
ዝተገለፀልና እንተኾነ ኣብ እዋን ሜንቴናንስ’ውን ኩሉ ዝድለ ዝይትረኽበሉ
ከምኡ’ውን ንነዊሕ ግዘ ናይ ሜንቴናንስ ስራሕቲ ከይተሰርሐሉ ዝፅንሕ ኣቃሓ ክህሉ
ይኽእል’ዩ።
19
ዝቐፀለ. . .
መጠቓለሊ
 ስራሕ ኣብ ዝተጀመረሉ ከጋጥሙ ይኽእሉ’ዮም ተባሂሎም ዝተገልፁ
እንትኾን ቀፃሊ ብዝምረፅ ዓይነት ፋብሪካ ሑሩጭ መሰረት ጌርካ
መፍትሒ ክወሃቦ’ዩ።
 ንስራሕ ዘድልዩ እታዎታት ብፍላይ መስርሒ ቦታ፣ወንበር፣ጠረጴዛን
ኮምፒተርን ግን ካብ ሕዚኡ ክማልኡ ፃዕሪ ክግበር ኣለዎ።
20
21
ዝቐፀለ. . .
2. ምምዕባል ፋብሪካ መኣድን ወርቂ
መልዐሊ ሓሳብ
ቅድም ክብል ምስ ወርቂ ፋብሪካ ተተሓሒዙ ጠለብ ስለ ዝነበረን
እዚ’ውን ቀፃሊ ክኸውን ከም ዝኽእል ስለዝተኣመተ ፤
ንፋብሪካ ወርቂ ሜሊ ዝተዘጋጀወ ዶክመንቴሽን ኣብ መስፍን ዝተፈጥረ
ዓቕሚን ዝሓሸ ብምዃኑ እዚ ከም እታዎት ተጠቒምካ ዓቕሚ ምምዕባል
መፃረይ ወርቂ ንምፍጣር ዝሕግዝ ስለዝኾነን፤
ኣብ ምምዕባል ካልኦት ናይ መኣድን ፋብሪካታት ንምንጣፍ መልዐሊ
ስለ ዝኸውን ፤
22
ዝቐፀለ. . .
ስትራቴጂ
 ኣብ መስፍን ዘሎ ዓቕምን ዘሎ ዶክሜንቴሽን ከም’ኡ ውን ካልኦት
እታዎታት ብምጥቃም ዓቕሚ ምምዕባል ፋብሪካ መኣድን ወርቂ
ምዕባይ
ዝተበፅሐ ደረጃ ምዕባለ
 ቅድሚ ሕዚ ዝተሰርሑ ናይ ወርቂ ፋብሪካ ዳታ ምእካብን ዘሎ
ዶክመንት ምርዳእን እዮም ።
መጠቓለሊ
 ኣብዚ ሕዚ እዋን ስራሕ ገና ኣብ ምጅማሩ ስለዝኾነ እቲ ዘሎ እታዎታት
ተፀኒዖም ዝድልዩ ተወሰኽቲ እታዎታት ዝግለፁን ክማልኡ ፃዕሪ ዝግበርን
ይኸውን ። ኣብ ልዕሊ ዝተገልፁ ንስራሕ ዘድልዩ እታዎታት ግን ካብ
ሕዚኡ ክማልኡ ፃዕሪ ክግበር ኣለዎ።
23

More Related Content

Similar to RD-IPD-Status-Report-2022-Rev-000.pptx (9)

Trainig2 (4)
Trainig2 (4)Trainig2 (4)
Trainig2 (4)
 
Kaizen implementation from plan support in tvet institute
Kaizen implementation from plan support in tvet instituteKaizen implementation from plan support in tvet institute
Kaizen implementation from plan support in tvet institute
 
Amharic - Second and Third John.pdf
Amharic -  Second and Third John.pdfAmharic -  Second and Third John.pdf
Amharic - Second and Third John.pdf
 
short training Cooperative Training.pptx
short training Cooperative Training.pptxshort training Cooperative Training.pptx
short training Cooperative Training.pptx
 
Tigrinya - The Protevangelion.pdf
Tigrinya - The Protevangelion.pdfTigrinya - The Protevangelion.pdf
Tigrinya - The Protevangelion.pdf
 
Amharic - Titus.pdf
Amharic - Titus.pdfAmharic - Titus.pdf
Amharic - Titus.pdf
 
Tigrinya - The Epistle of Apostle Paul to Titus.pdf
Tigrinya - The Epistle of Apostle Paul to Titus.pdfTigrinya - The Epistle of Apostle Paul to Titus.pdf
Tigrinya - The Epistle of Apostle Paul to Titus.pdf
 
Tigrinya - Second and Third John.pdf
Tigrinya - Second and Third John.pdfTigrinya - Second and Third John.pdf
Tigrinya - Second and Third John.pdf
 
The Book of Prophet Habakkuk-Amharic.pdf
The Book of Prophet Habakkuk-Amharic.pdfThe Book of Prophet Habakkuk-Amharic.pdf
The Book of Prophet Habakkuk-Amharic.pdf
 

RD-IPD-Status-Report-2022-Rev-000.pptx

  • 1. ጥሪ 6/2014 ስታተስ ሪፖርት ናይ ክፍሊ ምምዕባል ኢንዳስትርያል ፕላንት
  • 2. 2 ዝርዝር ትሕዝቶ  መእተዊ  ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ዝበፅሕዎ ደረጃን  ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ክስርሑ ዝተተለሙ ስራሕቲን ዘለውዎ ደረጃ ሞዕባለን  ኣብ ከይዲ ምምዕባል ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት  መጠቓለሊ
  • 3. መእተዊ  ክፍሊ ምምዕባል ኢንዳስትርያል ፕላንት ኣብ መሓውር R & D ውሽጢ ዝርከብ ቅድም ኢሉ ካብ ዝነበረ መሓውር ብዝተወሰነ መልክዑ ተለዊጡ ኣብ ምምዕባል ካብ ኣናእሽተይ ክሳብ ዓብይቲ ኢንዳስትርያል ፕላንት ንኽነጥፍ ዝተጣየሸ ክፍሊ ‘ዩ ።  ኢንዳስትርያል ፕላንት ክንብል ከለና  ውፅኢት ሕርሻ ዝኾኑ ምህርትታት ናብ ዝተፈላለዩ ምህርትታት ዝቕይሩ (Agro- processing Plant) ፋብሪካታት ከመ ፋብሪካ ሑሩጭ ፣ መፅሞቕን መፃረይን ዘይቲ ብልዒ ፣ ሽኮር ወዘተ  ፋብሪካ መኣድን (Mineral extraction, refining and processing plants)  ፋብሪካ መጥሓኒ እምኒ (Ston Crushing plant )  ፋብሪካ ስሚንቶ መተሓዋወሲን (Cement Batching plant) ካልኦትን ዘጠቓለለ’ዩ። 3
  • 4. ዝቐፀለ. . . 4  ብዋናነት እዚ ፕረዘንቴሽን ኣብ 2021/22 ናይ ስራሕ ዓመት በዚ ክፍሊ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ምዝርዛርን ክስርሑ ዝተተለሙ ስራሕቲ ዝበፅሕዎ ደረጃ ምዕባለ ንምብራህን ዝተዳለወ ‘ዩ።  ካብዚ ብተወሳኺ ብዛዕባ እቲ ኽፍሊ ሓፈሻዊ ስእሊ ክህልወና ምእትን ዝተወሰኹ ነጥብታት ኣለው።
  • 5. ዝቐፀለ. . . 5 ወሰን ስራሕ (ዓርሞ) (Scope) ናይዚ ክፍሊ  ከም ኣብ ላዕሊ ዝተገልፁ ብሲስተም ደረጃ ዝርከቡ ፕላንትታት/ፋብሪካታት ናይ ምምዕባል ስራሕቲ ምስራሕ እንትኾን ናይ ፕሮዳክት ዲተይል ዲዛይን ግን በዚ ስዕብ መንገዲ ክስራሕ ይጠልብ።  ፕሮዳክት ዲተይል ዲዛይን o ብ R&D ክፍሊ ምምዕባል ፕሮዳክት ክስራሕ o ብ ካልኦት ኢንዳስትሪ መስፍን ዝርከቡ ክፍሊ ዲዛይንን ምምዕባልን ፕሮዳክት (Product design and development dep’t ) ክስራሕ o ብኻልኦት ኣካላት ኣውትሶርስ ተጌሩ ክስራሕ o ተገዚኡ ክመፅእ (Purchased as a product)
  • 6. ዝቐፀለ. . . 6 ዋና ዋና ዘካትቶም ዲሲፒሊናት  መካኒካል  ኬሚካል  ኤለክትሪካል  ኢንዳስትርያል  ሲቪል ሜላ ኣፈፃፅማ (Methodology)  ብውሽጣዊ ዓቕሚ ምምዕባል  ብሪቨርስ ኢንጂነሪንግ ምምዕባል  ካብ ዘሎ ዲዛይን ብኣዳፕቴሽን ምምዕባል  ምስ ካልኦት ኣካላት ብምትሕብባር (partner ፣ joint venture ፣ purchasing etc)
  • 7. ዝቐፀለ. . . 7  እዞም ተገሊፆም ዘለው (ዓርሞ፣ዝሳተፉ ዲሲፒሊንን ስትራቴጂን) በዚ ሕዚ ዘሎ ኣተሓሳስባ እንትኾን ቀፃሊ ግን ብዕምቆት ተፀኒዑ ዓርሙኡ ፣ ዝኽተሎ ስትራቴጂ ፣ ዘድልዮ ሪሶርስታትን ካል ኦት አታዎታት ብግልፂ ተነፂሩ ዝቕመጥ ይኽውን።
  • 8. ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 8 1. መድረቒ አንጀራ  ብባውዛ (ኤለክትሪካል ኣምፖል) ዝሰርሕ መድረቒ ዲዛይን ተሰሪሑ ድረዊንግ ተዘጋጅዩ  ኣብ ኢዛና (መቐለ ዝርክብ ቢሮ) ዝርክብ ኦቨን ንምጥቃም ዝኽአል ናይ ተወሳኺ ፓርት ድረዊንግ ተዘጋጅዩ  ኮይኑ ግን ኣይተመረቱን
  • 9. ዝቐፀለ. . . 2. መጥሓኒ ዝደረቐ እንጀራ  ኣብ ምምራት ይርከብ 3. መሕወሲ ዝተጣሕነ እንጀራ ምስካልኦት መታሓውስቲ  ኣብ ምምራት ይርከብ 9
  • 10. 10 ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ክስርሑ ዝተተለሙ ስራሕቲን ዘለውዎ ደረጃ ሞዕባለን ትልሚ ታ.ቁ. ዕላማ መብርሂ 1. ምምዕባል ፋብሪካ መዓድን ወርቂ ብ ዶክመንት ደረጃ ይስራሕ 2. ምምዕባል ፋብሪካ ሑሩጭ ብ ዶክመንት ደረጃ ይስራሕ 3. ናይ ዲዛይንን ምምዕባልን ክልስ ሓሳባት ምይይጥ ምክያድ ወይ ስልጠና ምውሳድ 4. ናይ ዲዛይን ዓቕሚ ከዕብዩ ዝኸእሉ ሶፍትዌራት ስልጠና ምውሳድ
  • 11. 11 ዝቐፀለ. . . ዝርዝር ዝተሰርሑ ስራሕቲ 1. ምምዕባል ፋብሪካ ሑሩጭ መልዐሊ ሓሳብ  ምዝማን ከይዲ ምጥሓን እኽሊ ስለዘድሊ (ብኣንፃር በዝሕን ዝጥሕነኦ ዓይነት እኽልን) ፤  ኣብ ምምዕባል Agro-Processing ፕላንት ንምንጣፍ መልዐሊ ስለ ዝኸውን ፤  ዝበዝሕ ስራሕቲ ናይ ስቲል ስትራክቸርን ሺት ሜታልን ብምዃኑ ሪቨርስ ንምግባር ዝቐለለን ብዘለና ናይ ምምራት ዓቕሚ ክምረት ስለ ዝኽእልን፤  ዝተረፉ ዋና ዋና ማሺናትን ኢኪፕመንታትን ብዘይ ሓደ ሓደ (ከም ኣውቶማቲክ መምዘንን መዐሸግን ዝበሉ ) ብዓይነት ውሑዳትን ድረዊንግ ተተዘጋጅዩ ብዘለና ናይ ምምራት ዓቕሚ ክምረቱ ስለ ዝኽአሉን ‘ዩ።
  • 12. 12 ዝቐፀለ. . . ስትራቴጂ  ካብ ኣብ መቐለ ዘለው ፋብሪካታት ሑሩጭ ብዝተፈላለዩ መመዘኒ ረቋሒ ብምግምጋም ምምራፅ  ብዋናነት እቲ ስይስተም ተረዲኢኻ ሪቨርስ ምግባር  ከምኡ’ውን ጎኒ ንጎኒ ናይ ፕሮሰስ ዲዛይን ስራሕቲ ምስራሕ ( ሪፈረንስ/መወከሲ ምርካብን ዘይምርካብን ዝተደረኸ ይኽውን )  እቲ ንኽምዕብል ዝምረፅ ፋብሪካ ብመጠንን ብዓይነትን ካብዘን ኣብ መቐለ ዘለዋ ክፍለ ይኽእል’ዩ።
  • 13. ዝቐፀለ. . . ዝተበፅሐ ደረጃ ምዕባለ  ምስ’ዞም ኣብ ታሕቲ ስሞም ተዘርዚሩ ዝርከብ ኣብ መቐለ ዝርከቡ ፋብሪካ ሑርጭ ኣብዚ ናይ ምምዕባል ስራሕቲ ክተሓባበሩና ኦፊሻል ርክብ ፈጢርና ምላሾም’ውን ብጣዕሚ ተስፋ ወሃቢ’ዩ። ፋብሪካ ሑሩጭ ሁዳ ፋብሪካ ሑሩጭ ለምለም  ፋብሪካ ሑሩጭ ሞሞና ፋብሪካ ሑሩጭ ሰናይ 13
  • 14. ዝቐፀለ. . .  ብ R & D መራሒ ዝተመርሐ ኣብዝሓ ናይ R & D ኣባላት ኣብ ዝተርኽብዎ ናብተን ፋብሪካታት ዑደት ተጌሩ ።  ካብፍቲ ዑደት  ዓቕሚ እዘን ፋብሪካታት (ብዓይነት ዝጥሕነኦ እኽልን መጠንን)፤  ከይዲ ምጥሓንን ዘሎ ቴክኖሎጂን ፤  እተን ፋብሪካታት ዘለወን ፀገምን ውስንነትን (Problems and Limitations) ብዝተወሰነ መልክዑ ንምግንዛብ ተኻኢሉ ።  ኦፕሬሽናልን ሜንቴናንስ ማንዋል ካብ ክልተ ኩባንያ ወሲድና ኮፒ ብምግባር ኣባላት IPDD ኣብ ምፅናዕ ይርከቡ 14
  • 15. ዝቐፀለ. . .  ናይ ምጥሓን ዓቕሚ ፡ 60 -150 ቶን/ብመዓልቲ (ከም ናይ ፒንግሊ (PINGLE) ስታንዳርድ ዓቕሚ ምጥሓን ካብ 9 ክሳዕ 500 ቶን/ብመዓልቲ ይበፅሕ) 15 Complete sett of flour-milling equipment with steel structure Single machine of Complete set of equipment
  • 16. ዝቐፀለ. . .  ዓይነት ዝጥሕነኦ እኽሊ፡ ስርናይ ፣ ጣፍ ፣ ዒልዎ (ምሸራሪሕ) እንትኾን ግን ነንባዕሉ ናይ መምረቲ መስመር/line/ ዘለዎ’ዩ  ኣብ ምጥሓን ግዜ ዝካየዱ ዋና ዋና ከይድታት – ምፍላይ/ምፅራይ – ምጉዕዓዝ ( Conveyer/mechanical and pneumatic/) – ምፍታግ – ምሕፃብ – ምድራቕ – ምጥሓን – ምምዛንን – ምዕሻግን 16
  • 17. ዝቐፀለ. . . ካፍቶም ፋብሪካታት ዝተገለፁ ፀገማት  ዝተፈላለየ እኽሊ ክጥሕን ዘይምኽኣል ፡— ኣብ ጠቕላላ ዲዛይን ናይቲ ፋብሪካ ዝተፈላለየ እኽሊ ናይ ምጥሓን ዕድል እንዳሃለዎ ኮይኑ ግን ብተወሰነ ኮምፖነንት /ፓርት/ማሺን ክጥሕን ዘይምኽኣል  ሕፅረት መለዋወጢ ኣቑሑ  ሕፅረት ዓቕሚ ፅገና ሲስተማት መካኒካልን ኣውተሜሽንን ፡— ኣብነት-  ኣውተማቲክ መምዘንን መዐሸግን ማሺን ምስራሕ ዘቖመት  ብኣውተማቲክ ናብ መጥሓኒ (Flour Mill) እኽሊ ዝለቅቅ ዝነበረ ሲስተም ናብ ሰሚ ኣውተማቲክ ዝሰርሕ ዘሎ መግለፂ ክኾኑ ይኽ እሉ’ዮም 17
  • 18. ዝቐፀለ. . .  ናይ ለይኣውት ፀገም  ናይ ቬንቲሌሽን ፀገም  ናይ ሞዲፊኬሽን/ምምሕያሽ ስራሕቲ ሕፅረት፡— ብምኽንያት ኣፈላላይ መጠን ዳይ ብሽኩቲ ፋብሪካ ግዜ ዝሓቶ ምህርቲ ምምራት ዘይምኽኣል  እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተገልፁ ፀገማትን ካልኦት ኣብ መፅናዕቲ ግዘ ክርከቡ ዝኽእሉ ፀገማትን ክንፈትሐሎም ድልየት ከምዘለዎም ገሊፆም እዮም። 18
  • 19. ዝቐፀለ. . . ኣብ ከይዲ ምምዕባል ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት  ንስራሕ ዘድልዩ እታዎታት ከም ቦታ፣ወንበር፣ጠረጴዛ ፣ኮምፒተርን ፣ ኢንተርኔት ፣መፃሕፍቲ ፣ስታንዳርድ (ኮድ)ወዘተ  ናይ ዓቕሚ ፣ በዝሒን ዓይነትን ሰራሕተኛታት ሕፅረት  ንምቅዳሕ እንጥቀመለን ማሽናትን ኢኪፕመንትን ብቐሊሉ ዘይምርካብ፡—ኣብ ሜንቴናንስ ግዘ ኣድላይ ዓቐን ማሺናትን ኢኪፕመንት ን ክንወስድ ከም ንኽእል ዝተገለፀልና እንተኾነ ኣብ እዋን ሜንቴናንስ’ውን ኩሉ ዝድለ ዝይትረኽበሉ ከምኡ’ውን ንነዊሕ ግዘ ናይ ሜንቴናንስ ስራሕቲ ከይተሰርሐሉ ዝፅንሕ ኣቃሓ ክህሉ ይኽእል’ዩ። 19
  • 20. ዝቐፀለ. . . መጠቓለሊ  ስራሕ ኣብ ዝተጀመረሉ ከጋጥሙ ይኽእሉ’ዮም ተባሂሎም ዝተገልፁ እንትኾን ቀፃሊ ብዝምረፅ ዓይነት ፋብሪካ ሑሩጭ መሰረት ጌርካ መፍትሒ ክወሃቦ’ዩ።  ንስራሕ ዘድልዩ እታዎታት ብፍላይ መስርሒ ቦታ፣ወንበር፣ጠረጴዛን ኮምፒተርን ግን ካብ ሕዚኡ ክማልኡ ፃዕሪ ክግበር ኣለዎ። 20
  • 21. 21 ዝቐፀለ. . . 2. ምምዕባል ፋብሪካ መኣድን ወርቂ መልዐሊ ሓሳብ ቅድም ክብል ምስ ወርቂ ፋብሪካ ተተሓሒዙ ጠለብ ስለ ዝነበረን እዚ’ውን ቀፃሊ ክኸውን ከም ዝኽእል ስለዝተኣመተ ፤ ንፋብሪካ ወርቂ ሜሊ ዝተዘጋጀወ ዶክመንቴሽን ኣብ መስፍን ዝተፈጥረ ዓቕሚን ዝሓሸ ብምዃኑ እዚ ከም እታዎት ተጠቒምካ ዓቕሚ ምምዕባል መፃረይ ወርቂ ንምፍጣር ዝሕግዝ ስለዝኾነን፤ ኣብ ምምዕባል ካልኦት ናይ መኣድን ፋብሪካታት ንምንጣፍ መልዐሊ ስለ ዝኸውን ፤
  • 22. 22 ዝቐፀለ. . . ስትራቴጂ  ኣብ መስፍን ዘሎ ዓቕምን ዘሎ ዶክሜንቴሽን ከም’ኡ ውን ካልኦት እታዎታት ብምጥቃም ዓቕሚ ምምዕባል ፋብሪካ መኣድን ወርቂ ምዕባይ ዝተበፅሐ ደረጃ ምዕባለ  ቅድሚ ሕዚ ዝተሰርሑ ናይ ወርቂ ፋብሪካ ዳታ ምእካብን ዘሎ ዶክመንት ምርዳእን እዮም ። መጠቓለሊ  ኣብዚ ሕዚ እዋን ስራሕ ገና ኣብ ምጅማሩ ስለዝኾነ እቲ ዘሎ እታዎታት ተፀኒዖም ዝድልዩ ተወሰኽቲ እታዎታት ዝግለፁን ክማልኡ ፃዕሪ ዝግበርን ይኸውን ። ኣብ ልዕሊ ዝተገልፁ ንስራሕ ዘድልዩ እታዎታት ግን ካብ ሕዚኡ ክማልኡ ፃዕሪ ክግበር ኣለዎ።
  • 23. 23