SlideShare a Scribd company logo
1 of 2
ኣደ መድኅነይ ክብል ዘውትር ወግሐ ጸበሐ
ነናሻዕ ይድሰት ጭንቀት ውሽጠይ ገኒሐ/2/
ከም ልማድ ኣይኮነን እኮ ዝደጋገም ብህሎ
መንፈስ’ዩ ቅኒቱ ከቶ የለን ዝብልሎ /2/
***
ኣብታ ጽምዋ ቤተይ ቀባሕባሕ ምንጋሡ
ጽምዋስ ከም ሻሙ ናፍቆታ’ምበር ብኢሱ/2/
ግን ኩሉ ክርስዖ ድምጻ ምስ ሰማዕኩ
ትዝ ይብለኒ ዅሉ ከምዛ ብተይ እናዘለልኩ/2/
***
ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ
ልብይ ይጐስዕ ኣሎ
መዝሙር ምስጋና በረኸት ስማ ዘሕደረሉ
ድንግል ማርያም ክብል ነቒሉ /2/ ***
“ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ “
”
“ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ”
ዕቅብቲ መርዓት መጸት መርዓዊ ኣኸቲላ
ብደመና ሰማይ ክቡር ስሉም ሰረገላ/2/
ወላዲት ጸሓይ’ያ እኮ ወርሒ ዛ ድምቅቲ
ዘምርላ ነፍሰይ ብዝማሬ መላእኽቲ/2/
***
ንዘይትመዉት ነፍስይ መን ኣለዋ ተስፋ
ብዘይካ ዋሕሳ ዋሕስ መን ተደጊፋ/2/
ሥጋይ እኮ እንተ ኣቕበጸት ከይሠምር ፍታዋ
ነፍስይ ኣሚና’ላ ካብ ጸልማት ክትሕልዋ/2/
***
ትጽቢት ርኅርኅቲ ጽዮን ቅድስቲ ከተማ
ሃንቀውታኣ`ንድዩ ንኽብሕቶ ሰላማ/2/
ወሲነ ኣለኹ ኣነስ ከይጥምት ንድሕረይ
ስም ወዳ ከመስግን ፈልፋሊ እዩ
መዝሙረይ/2/
“ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ”

More Related Content

Viewers also liked

Contents and page spread analysis
Contents and page spread analysisContents and page spread analysis
Contents and page spread analysisLuke Finlay
 
Avaluació jornada portes obertes
Avaluació jornada portes obertesAvaluació jornada portes obertes
Avaluació jornada portes obertesutresio
 
Maria gomez abetos
Maria gomez abetosMaria gomez abetos
Maria gomez abetosmariagm1023
 
Al трафик + seo
Al трафик + seoAl трафик + seo
Al трафик + seoartliberty
 
Dta parasitaria gabriel - 3 slides pdf
Dta parasitaria   gabriel - 3 slides pdfDta parasitaria   gabriel - 3 slides pdf
Dta parasitaria gabriel - 3 slides pdfSimone Vaz
 
Manualidades sencillas judit
Manualidades sencillas juditManualidades sencillas judit
Manualidades sencillas judithappy3009
 

Viewers also liked (8)

Prezentaziy
PrezentaziyPrezentaziy
Prezentaziy
 
Contents and page spread analysis
Contents and page spread analysisContents and page spread analysis
Contents and page spread analysis
 
Avaluació jornada portes obertes
Avaluació jornada portes obertesAvaluació jornada portes obertes
Avaluació jornada portes obertes
 
Maria gomez abetos
Maria gomez abetosMaria gomez abetos
Maria gomez abetos
 
Al трафик + seo
Al трафик + seoAl трафик + seo
Al трафик + seo
 
Dta parasitaria gabriel - 3 slides pdf
Dta parasitaria   gabriel - 3 slides pdfDta parasitaria   gabriel - 3 slides pdf
Dta parasitaria gabriel - 3 slides pdf
 
Manualidades sencillas judit
Manualidades sencillas juditManualidades sencillas judit
Manualidades sencillas judit
 
Gamificación
GamificaciónGamificación
Gamificación
 

Egbet fqra zenqelo

  • 1. ኣደ መድኅነይ ክብል ዘውትር ወግሐ ጸበሐ ነናሻዕ ይድሰት ጭንቀት ውሽጠይ ገኒሐ/2/ ከም ልማድ ኣይኮነን እኮ ዝደጋገም ብህሎ መንፈስ’ዩ ቅኒቱ ከቶ የለን ዝብልሎ /2/ *** ኣብታ ጽምዋ ቤተይ ቀባሕባሕ ምንጋሡ ጽምዋስ ከም ሻሙ ናፍቆታ’ምበር ብኢሱ/2/ ግን ኩሉ ክርስዖ ድምጻ ምስ ሰማዕኩ ትዝ ይብለኒ ዅሉ ከምዛ ብተይ እናዘለልኩ/2/ *** ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ ልብይ ይጐስዕ ኣሎ መዝሙር ምስጋና በረኸት ስማ ዘሕደረሉ ድንግል ማርያም ክብል ነቒሉ /2/ *** “ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ “ ” “ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ”
  • 2. ዕቅብቲ መርዓት መጸት መርዓዊ ኣኸቲላ ብደመና ሰማይ ክቡር ስሉም ሰረገላ/2/ ወላዲት ጸሓይ’ያ እኮ ወርሒ ዛ ድምቅቲ ዘምርላ ነፍሰይ ብዝማሬ መላእኽቲ/2/ *** ንዘይትመዉት ነፍስይ መን ኣለዋ ተስፋ ብዘይካ ዋሕሳ ዋሕስ መን ተደጊፋ/2/ ሥጋይ እኮ እንተ ኣቕበጸት ከይሠምር ፍታዋ ነፍስይ ኣሚና’ላ ካብ ጸልማት ክትሕልዋ/2/ *** ትጽቢት ርኅርኅቲ ጽዮን ቅድስቲ ከተማ ሃንቀውታኣ`ንድዩ ንኽብሕቶ ሰላማ/2/ ወሲነ ኣለኹ ኣነስ ከይጥምት ንድሕረይ ስም ወዳ ከመስግን ፈልፋሊ እዩ መዝሙረይ/2/ “ዕግበት ፍቕራ ዘንቀሎ”